PodParley PodParley

EPISODE · Apr 25, 2026 · 51 MIN

from ቅንኢ ምእንቲ እስልምና

NOW PLAYING

0:00 51:08
Play in mini player Transcript not yet generated

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

ሓድሽ እተወሰኸ ኣብ እስልምና ባያን ሳልሕ ሐሳን እዚኣ ሙሐዳራ ሲለ ሓድሽ እተወሰኸ ኣብ እስልምና ዝትገልጽ ሙሐዳራ ኢያ ምፍታው ምእንቲ ኣላህ ባያን ሳልሕ ሐሳን እዚኣ ሙሐዳራ ሲለ ምፍታው ምእንቲ ኣላህ ዝትገልጽ ሙሐዳራ ኢያ እተን ሰለስት መሰረት ነይ እስልምና ኡስታዝ ማሕሙድ ማሐመድ ዓል እዚኣ ሙሐዳራ ሲለ እተን ሰለስት መሰረት ነይ እስልምና ዝትገልጽ ሙሐዳራ ኢያ መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdo መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewhdo በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብቲ ኸም ፍቓድ ኣቦና ኣምላኽ፡ ካብዛ ሕጂ ዘላ እክይቲ ዓለም ምእንቲ ኼድሕነና ኢሉ፡ ብሰሪ ሓጢኣትና ነፍሱ ዝሃበ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን፡ መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ፡ ጸጋን ሰላምን ይውረድኩም። ንእኡ ኻብ ዘለኣለም ንዘለኣለም ክብሪ ይኹን ኣሜን። እዚ ተከታታሊ መደብ " Meseret Emnet Orthodox Tewahdo" ዝብል ናይ Podcast ትምህርቲ ቀንዲ ዕላምኡ ንምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ፡ ነቲ ዘለዎም እምነት ኣብቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቑ፡ ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ዝኾንዎ እምነት፡ኣብኡ 1. ከም ህንጻ ኮይኖም ብጐይታ ቅድስቲ ቤተ መቕደስ ምእንቲ ኪኾኑ፡2. እናተኣሳሰሩ ክዓብዩ፡ 3. ነቲ "ንስኻትኩምውን ኣብኡ ማሕደር ኣምላኽ ብመንፈስ ክትኰኑ ሐቢርኩም ትህነጹ አሎኹም።" (ኤፌ 2፡22) ዝበሎ ንከተግብሩ ክሕግዝ ዝተዳለወ መደብ እዩ።
URL copied to clipboard!