EPISODE · Apr 30, 2026 · 51 MIN
ናይ እማን አርካን
from ናይ እማን አርካን · host ኻሊፋ ሓመድ እስማዕል , ቡርሃን ሳዕድ
ናይ እማን አርካን
NOW PLAYING
ናይ እማን አርካን
0:00
51:08
1×
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
Similar Podcasts
Mahta Podcast
Mahta Podcast
ሰላም እንቃዕ ብደሓን መጻኩም ናብዚ መደብ፣ እምበኣርከስ ኣብዚ መደብ ብዛዕባ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ንሕብረተ ሰብና ወይ ውን ናዓና ንመንእሰያት መዛረቢ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ዝባልናዮም ከም በዓል ባህሊ፣ ካብ ባህሊ ዘጋጥሞ ብድሆታት፣ ናይ ትምህርቲ ምዕባለ ከመይ ይመስል ምስ ዓለም ከተረኣእዮ ኮለኻ፣ ቴክኖሎጂ ኣብ ሃበሻ፣ ታሪኽና ከምኡ ውን መንነትና እንታይ እዩ፣ ኮታስ ብሓፈሻ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና። እዚ መደብ እዚ ኣብ ዩቱዩብ ውን ክትረክብዎ ትክእሉ ኢኩም ብ "mahta podcast" ዝብል ስም። ኣብ መወዳእታ ሓሳባትኩም ካብ ምክፋል ኣይትቆጦቡ ከምኡ ውን ሰናይ ናይ ምክትታል መደብ።......................................................................................................................................................................................This podcast is mainly focused on habesha communities culture, education, technology and more. We talk about different topics within the community like culture barriers, new developments in science and technology, history and more.
DEGE-SELAM PODCAST ደገ-ሰላም
መድሃኔ ኪዳነ
ሰላም ንዓኹም!እዚ ቻነል "ደገ-ሰላም ፖድካስት" ንመንእሰያት ዝጠቅም ዝበልክዎ፡ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖት፡ ባህሊ፡ ጥዕና ኣእምሮን ሕማምን፡ ምሁራን ሰብ ሞያ፡ በብግዚኡ እንዳዓደምኩ ከቕርብ እየ። ከምኡ'ውን ናይ ቀጥታ ቃለ-መሕትት እንተወሓደ 2-3 መዓልታት ኣብ ሰሙን ከቕርብ እየ።ኣብዚ ፖድካስት/ቻነል ዝተፈላለየ ሓሳብ ልክዕ ከምዚ ኣብዚ ቪድዮ ገሊጸዮ ዘለኹ፣ ኣገዳሲ ዝበልክዎ ኣርእስታት እንዳምጻእኩ ሓቢርና ክንመሃርን ክንጥቀምን የዕዚዘ ክሰርሕ ሙዃነይ ቃል የኣቱ። ንዘለኩም ርእይቶን፥ ሓሳባትን ድማ በዚ ኣብ ታሕታ ዘሎ ኢመይል ክትረኽቡኒ ትኽእሉ ኢኹም።
ናይ ናቢ ( ስ . ዐ . ው ) ሱናታት (ቃዳማይ ክፍል) 1
ዳዕያ : አቡ ሐኒፋ
እዚአ ሙሐዳራ ሲለ : ናይ ናቢ ( ስ . ዐ . ው ) ሱናታት (ቃዳማይ ክፍል)
ናይ ናቢ ( ስ . ዐ . ው ) ሱናታት (ሳድሻይ ክፍል) 6
ዳዕያ : አቡ ሐኒፋ
እዚአ ሙሐዳራ ሲለ : ናይ ናቢ ( ስ . ዐ . ው ) ሱናታት (ሳድሻይ ክፍል)
URL copied to clipboard!