EPISODE · Apr 25, 2026 · 51 MIN
from ቅንኢ ምእንቲ እስልምና
NOW PLAYING
0:00
51:08
1×
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.
Similar Podcasts
ሓድሽ እተወሰኸ ኣብ እስልምና
ባያን ሳልሕ ሐሳን
እዚኣ ሙሐዳራ ሲለ ሓድሽ እተወሰኸ ኣብ እስልምና ዝትገልጽ ሙሐዳራ ኢያ
ምፍታው ምእንቲ ኣላህ
ባያን ሳልሕ ሐሳን
እዚኣ ሙሐዳራ ሲለ ምፍታው ምእንቲ ኣላህ ዝትገልጽ ሙሐዳራ ኢያ
እተን ሰለስት መሰረት ነይ እስልምና
ኡስታዝ ማሕሙድ ማሐመድ ዓል
እዚኣ ሙሐዳራ ሲለ እተን ሰለስት መሰረት ነይ እስልምና ዝትገልጽ ሙሐዳራ ኢያ
መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdo
መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewhdo
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብቲ ኸም ፍቓድ ኣቦና ኣምላኽ፡ ካብዛ ሕጂ ዘላ እክይቲ ዓለም ምእንቲ ኼድሕነና ኢሉ፡ ብሰሪ ሓጢኣትና ነፍሱ ዝሃበ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን፡ መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ፡ ጸጋን ሰላምን ይውረድኩም። ንእኡ ኻብ ዘለኣለም ንዘለኣለም ክብሪ ይኹን ኣሜን። እዚ ተከታታሊ መደብ " Meseret Emnet Orthodox Tewahdo" ዝብል ናይ Podcast ትምህርቲ ቀንዲ ዕላምኡ ንምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ፡ ነቲ ዘለዎም እምነት ኣብቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቑ፡ ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ዝኾንዎ እምነት፡ኣብኡ 1. ከም ህንጻ ኮይኖም ብጐይታ ቅድስቲ ቤተ መቕደስ ምእንቲ ኪኾኑ፡2. እናተኣሳሰሩ ክዓብዩ፡ 3. ነቲ "ንስኻትኩምውን ኣብኡ ማሕደር ኣምላኽ ብመንፈስ ክትኰኑ ሐቢርኩም ትህነጹ አሎኹም።" (ኤፌ 2፡22) ዝበሎ ንከተግብሩ ክሕግዝ ዝተዳለወ መደብ እዩ።
URL copied to clipboard!