ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራ ንዝቐረበ ክሲ ግህሰት  ሰብኣዊ መሰላትን ምላሽን (ጸብጻብ) episode artwork

EPISODE · Jun 17, 2026 · 6 MIN

ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራ ንዝቐረበ ክሲ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ምላሽን (ጸብጻብ)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ፍሉይ ራፖርተር ሕቡራት መንግስታት ኣብ ትግራይ ከምኡ’ዉን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ወጥሪ ኣመልኪቱ መግለጺ ሂቡ። ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራ ንዝቐረበ ክሲ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ምላሽ ሂባ። ህወሓት፣ ፌደራላዊ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ንምኽፋት ተዳልዩ ኣሎ ክብል ከሲሱ። ቢሮ ሰላምን ጸጥታን ትግራይ መናእሰይ ንወተሃደራዊ አገልግሎት የሰልጥን ምህላው ኣሚኑ። ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናይ ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕሊ ግብጺ ዓቢ ጸገም ይፈጥር ከም ዘሎ ተዛሪቡ።

NOW PLAYING

ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራ ንዝቐረበ ክሲ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ምላሽን (ጸብጻብ)

0:00 6:42

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 6 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on June 17, 2026.

What is this episode about?

ፍሉይ ራፖርተር ሕቡራት መንግስታት ኣብ ትግራይ ከምኡ’ዉን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ወጥሪ ኣመልኪቱ መግለጺ ሂቡ። ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራ ንዝቐረበ ክሲ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ምላሽ ሂባ። ህወሓት፣ ፌደራላዊ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ንምኽፋት ተዳልዩ ኣሎ ክብል ከሲሱ። ቢሮ ሰላምን ጸጥታን ትግራይ መናእሰይ ንወተሃደራዊ አገልግሎት የሰልጥን ምህላው ኣሚኑ።...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!