EPISODE · Mar 16, 2025 · 13 MIN
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ኣመዝጊቡ ትጽቢት ልዕሊ 50 ዓመት ንጽዋዕ ጋንትኡ ከምዘብቅዕ ገይሩ፣
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/03/2025) * ሻምፒዮን ኣትሌታት ጽገ ዱጉማን ፍረወይኒ ሃይሉን ኣብ ሻምፒዮናታት ውሽጢ ኣዳራሽ ኣትለቲክስ ዓለም ናንጂንግ 25 ንኢትዮጵያ ወኪለን ካብ ዝሳተፋ ኣትሌታት ምዃነን ተፈሊጡ፡ * ኤርትራውያን ናትናኤል ተስፋጽዮንን ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ዝተሳተፍሉ ቅድድም ብሽግለታ ቲረኖ ኣድሪያቲኮ ሰንበት ተዛዚሙ፡ * ሊቨርፑል ካብ ግጥማት ሻምፒዮንስ ሊግ ጋንታታት ኤውሮጳ ድሕሪ ምግላፋ ብኒውካስትል ዩናይትድ ኣብ ዋንጫ ካራቦኣ ካፕ ተሳዒራ፡ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ኣመዝጊቡ፣ ናይ ፈለማ ጽዋዑ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዓቲሩ ነቶም ዋንጫ ክረኽቡ ልዕሊ 50 ዓመት ዝተጸበዩ ደገፍቱ ድማ ኣሐጒሱ፣ * ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኖቲንግሃም ፎረስት ተዓዊታ ናይ ሳልሳይ ተርታ ቦትኣ ክተደልድል’ንከላ 2ይቲ ዘላ ኣርሰናል ንቸልሲ ስዒራ ፍልልያ ምስ ሊቨርፑል ተጽብብ፣
What this episode covers

NOW PLAYING
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ኣመዝጊቡ ትጽቢት ልዕሊ 50 ዓመት ንጽዋዕ ጋንትኡ ከምዘብቅዕ ገይሩ፣
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.
Similar Podcasts
No similar podcasts found.