ብ ስድራን መቕርብን ዝድገፍ ዓወት፡ ተሞክሮ መንእሰይ ቃለኣብ ፍስሃ episode artwork

EPISODE · Jun 25, 2025 · 11 MIN

ብ ስድራን መቕርብን ዝድገፍ ዓወት፡ ተሞክሮ መንእሰይ ቃለኣብ ፍስሃ

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ናይ ሎሚ ዕዱምና ቃለኣብ ፍስሃ ኮይኑ፡ ንሱ ኣብ ቀረባ ግዜ ብ ኢኮኖሚክስ ካብ ዩኒቨርሲቲ ምሩቕ እዩ: ኣብ ናይ ዩኒቨርሲቲ ሂወቱን ኣብ ካልእ ንጥፈታቱን ንኽካፈል ኣብዚ ኣብ ሜልቦርን ስቱድዮና ኣዕሊሉና ኣሎ ። ቃለኣብ ብዛዕባ እቲ ዘጋጠሞ ብድሆታትን ብዛዕባ እቲ እተማህሮ ትምህርትን ብዛዕባ እቲ ትኵርን ዕዉትን ክኸውን ዝሓገዞ ስትራተጅን ገሊጹልና ኣሎ ። ብዘይካዚ ፡ ነቶም ካብ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ዝዀኑ መንእሰያት ብቐጥታ ዝህቦም መልእኽቲ ዘለዎ ኮይኑ ፣ ትምህርቲ ብኸመይ ከም እትከታተልን ስራሕ ብኸመይ ከም እትረኽብን ኣብ ከባቢኦም ንዘሎ ኵሉ ዕድላት ብኸመይ ከም ክጥቀመሉን ከምዝኽእሉ ግብራዊ ምኽሪ ህቡ ኣሎ።

NOW PLAYING

ብ ስድራን መቕርብን ዝድገፍ ዓወት፡ ተሞክሮ መንእሰይ ቃለኣብ ፍስሃ

0:00 11:04

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 11 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on June 25, 2025.

What is this episode about?

ናይ ሎሚ ዕዱምና ቃለኣብ ፍስሃ ኮይኑ፡ ንሱ ኣብ ቀረባ ግዜ ብ ኢኮኖሚክስ ካብ ዩኒቨርሲቲ ምሩቕ እዩ: ኣብ ናይ ዩኒቨርሲቲ ሂወቱን ኣብ ካልእ ንጥፈታቱን ንኽካፈል ኣብዚ ኣብ ሜልቦርን ስቱድዮና ኣዕሊሉና ኣሎ ። ቃለኣብ ብዛዕባ እቲ ዘጋጠሞ ብድሆታትን ብዛዕባ እቲ እተማህሮ ትምህርትን ብዛዕባ እቲ ትኵርን ዕዉትን ክኸውን ዝሓገዞ ስትራተጅን ገሊጹልና ኣሎ ። ብዘይካዚ ፡ ነቶም ካብ ኣፍሪቃውያን...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!