ብዙሕነት ቋንቋታት ቀዳሞት ህዝብታት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) episode artwork

EPISODE · Mar 12, 2025 · 9 MIN

ብዙሕነት ቋንቋታት ቀዳሞት ህዝብታት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ናብ ኣውስትራሊያ ዝመጸ ዝኾነ ሓድሽ ሰብ ንናትኻ ቛንቛ ምዕቃብ ክሳብ ክንደይ ኣገዳሲ ከምዝኾነ ክርዳእ ይኽእል ። ቛንቛ ምስ ባህልኻ ዝተኣሳሰረ እዩ ከምኡ "ውን ኣውስትራሊያውያን ድቀባት ዝጥቀምሉ ቛንቛታት ዝተፈልየ ኣይኮነን ፤ እዚ ምስ መሬትን ምስ ኣቦሓጎታታቶም ፍልጠት የራኽቦም ። ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ልዕሊ 100 ናይ ቀዳምት ህዝብታት ቋንቋታት ይዝረብ ኣሎ ። ገሊኡ ብኣጻብዕ ዝቝጸሩ ሰባት ጥራይ እዮም ዝዝረብዎ: መብዛሕትኦም ከኣ ንዘለኣለም ናይ ምጥፋእ ሓደጋ ዘንጸላልዎም ኣለዉ ። ብዙሓት ግና ተሓዲሶም ኣለዉ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብና ብዛዕባ ብዙሕነት ን ቛንቛታት ቀዳሞት ህዝብታት ኣውስትራሊያ ክንድህስስ ኢና ።

NOW PLAYING

ብዙሕነት ቋንቋታት ቀዳሞት ህዝብታት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

0:00 9:42

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 9 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on March 12, 2025.

What is this episode about?

ናብ ኣውስትራሊያ ዝመጸ ዝኾነ ሓድሽ ሰብ ንናትኻ ቛንቛ ምዕቃብ ክሳብ ክንደይ ኣገዳሲ ከምዝኾነ ክርዳእ ይኽእል ። ቛንቛ ምስ ባህልኻ ዝተኣሳሰረ እዩ ከምኡ "ውን ኣውስትራሊያውያን ድቀባት ዝጥቀምሉ ቛንቛታት ዝተፈልየ ኣይኮነን ፤ እዚ ምስ መሬትን ምስ ኣቦሓጎታታቶም ፍልጠት የራኽቦም ። ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ልዕሊ 100 ናይ ቀዳምት ህዝብታት ቋንቋታት ይዝረብ ኣሎ ። ገሊኡ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!