ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ((06 ለካቲት 2025) episode artwork

EPISODE · Feb 6, 2025 · 11 MIN

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ((06 ለካቲት 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ንሎሚ ሓሙስ 6 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት። ኣርእስታት ዜና፥ ነቲ ዶናልድ ትራምፕ ዘቕረቦ ሓሳብ፡ ቓዛ ብ ኣመሪካ ክውነንን ነበርቲ ቓዛ ድማ ናብ ካልእ ክግዕዙን ብሰፊሑ ኣብ መላእ ዓለም ኣዘራራቢ ዛዕባ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ይጣበቐሉ ኣሎ። ኣብ ሽወደን ልዕሊ 10 ሰባት ዝቐተለን ብዙሓት ዘቑሰለን ሰብ ፡ ስራሕ ዘይብሉ ሪካርድ ኣንደርሰን ከምዝበሃልን ፖሊስ ገሊጹ፡ሬሳኡ ኣብቲ ቦታ ከም እተረኽበ'ውን ኣረጋገጹ ኣሎ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ኣብ ጎማ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ብቕልጡፍ ክኽፈት ጸዊዑ ። ኣብ ኣመሪካ ብዘይሕጋዊ መገዲ ክነብሩ ዝጸንሑ ዝተባህሉ ልዕሊ 100 ህንዳውያን ስደተኛታት ብወተሃደራዊት ነፋሪት ናብ ሃገሮም ተጠሪዞም። ናይ ቀደም ተጻዋታይ A-F-L ዌስት ኮስት ኣዳም ሃንተር ኣብ መበል 43 ዓመት ዕድመኡ ዓሪፉ ።

NOW PLAYING

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ((06 ለካቲት 2025)

0:00 11:25

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 11 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on February 6, 2025.

What is this episode about?

ንሎሚ ሓሙስ 6 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት። ኣርእስታት ዜና፥ ነቲ ዶናልድ ትራምፕ ዘቕረቦ ሓሳብ፡ ቓዛ ብ ኣመሪካ ክውነንን ነበርቲ ቓዛ ድማ ናብ ካልእ ክግዕዙን ብሰፊሑ ኣብ መላእ ዓለም ኣዘራራቢ ዛዕባ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ይጣበቐሉ ኣሎ። ኣብ ሽወደን ልዕሊ 10 ሰባት ዝቐተለን ብዙሓት ዘቑሰለን ሰብ ፡ ስራሕ ዘይብሉ ሪካርድ ኣንደርሰን ከምዝበሃልን ፖሊስ ገሊጹ፡ሬሳኡ ኣብቲ ቦታ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!