ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2025) episode artwork

EPISODE · Jan 15, 2025 · 5 MIN

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ንሎሚ 15 ጥሪ 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ** ኣውስትራሊያ ነቲ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ቅልውላው ጸረ-ሴማውነት ፍታሕ ንምንዳይ ናይ መምሕድዳር ግዝኣታትን ናይ ፌደራል መራሕቲ ምስ ናይ ፖሊስ ሹማምንቲ ብስሩዕ ክእከቡ እዮም። ** ኣብ ቓዛ ተዂሲ ደው ንምባል ዝግበር ዘሎ ዝርርብ ኣብ መወዳታኡ ክበጽሕ ከምዝቐረበ ቐጠር ኣፍሊጣ ... ** ኣውስትራሊያዊ ተጻዋታይ ቴኒስ ኣሌክስ ደ ሚኖር ኣብ ተኒስ ኣውስትራሊያ ኦፐን ፡ ንሆላንዳዊ ቦቲክ ቫን ደ ዛንቹልፕ ብምስዓር ጉዕዞ ዓወቱ ጀሚሩ።

NOW PLAYING

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2025)

0:00 5:57

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 5 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on January 15, 2025.

What is this episode about?

ንሎሚ 15 ጥሪ 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ** ኣውስትራሊያ ነቲ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ቅልውላው ጸረ-ሴማውነት ፍታሕ ንምንዳይ ናይ መምሕድዳር ግዝኣታትን ናይ ፌደራል መራሕቲ ምስ ናይ ፖሊስ ሹማምንቲ ብስሩዕ ክእከቡ እዮም። ** ኣብ ቓዛ ተዂሲ ደው ንምባል ዝግበር ዘሎ ዝርርብ ኣብ መወዳታኡ ክበጽሕ ከምዝቐረበ ቐጠር ኣፍሊጣ ... ** ኣውስትራሊያዊ ተጻዋታይ ቴኒስ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!