ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ታሕሳስ 2025) episode artwork

EPISODE · Dec 18, 2025 · 9 MIN

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ታሕሳስ 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ታሕሳስ 2025) * እቲ ብህይወት ተሪፉ ዘሎ ጥርጡር ኣብ`ቲ ናይ ሰንበት ጃምላዊ ምትኳስ ኣብ ቦንዳይ ቢች፣ 15 ተግባራት ቅትለት ሰብን ሓደ ተግባር ግብረሽበራዊ መጥቃዕትን ዝርከብዎም፣ ብ59 ገበናት ተኸሲሱ: * ዝነኣሰት ግዳይ ናይ'ቲ ቅትለት ጓል 10 ዓመት ማቲልዳ ሎሚ ሓሙስ ሓመድ ድበኣ ክፍጸም'ዩ: * ብርቱዕ ዝናብ መዓስከራት ንዝተመዛበሉ ሰባትን ኣብ ግዜ ኲናት ድሮ ብእስራኤል ዝዓነዉ ህንጻታትን ኣብ ዘዕለቕለቕሉ: ኩነታት ኣብ ቓዛ ምንቁልቋሎም ይቕጽሉ'ለዉ * ፕረዚደንት ዩክሬን ሃገሩ ካብ ሩስያ ኣብ እትከላኸለሉ ዘላ እዋን፡ መሻርኽቲ ሃገራት ክድግፉዋ ጸዊዑ።

NOW PLAYING

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ታሕሳስ 2025)

0:00 9:29

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 9 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on December 18, 2025.

What is this episode about?

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ታሕሳስ 2025) * እቲ ብህይወት ተሪፉ ዘሎ ጥርጡር ኣብ`ቲ ናይ ሰንበት ጃምላዊ ምትኳስ ኣብ ቦንዳይ ቢች፣ 15 ተግባራት ቅትለት ሰብን ሓደ ተግባር ግብረሽበራዊ መጥቃዕትን ዝርከብዎም፣ ብ59 ገበናት ተኸሲሱ: * ዝነኣሰት ግዳይ ናይ'ቲ ቅትለት ጓል 10 ዓመት ማቲልዳ ሎሚ ሓሙስ ሓመድ ድበኣ ክፍጸም'ዩ: * ብርቱዕ ዝናብ መዓስከራት ንዝተመዛበሉ ሰባትን...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!