ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ግንቦት 2025) episode artwork

EPISODE · May 19, 2025 · 10 MIN

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ግንቦት 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣርእስታት ዜና፥ ሰራዊት እስራኤል ኣብ ሰሜናውን ደቡባውን ጋዛ ሰፊሕ ሓድሽ ናይ መሬት ወተሃደራዊ ስርሒታት ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ መበል ዓሰርተው ኣርባዕተ] ኣብ እዋን ጽምብል መመረቕታኦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ፡ ንትምህርትታት ካቶሊኻዊት ቤተ ክርስትያን ንምሕላው ቃል ኣትዮም ። ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ፣ ኣብ ጀርመን፣ ተሳቲፉ ኣብ’ዚ ሰሙን ንኻልኣይ ግዚኡ ብሉጽ ውጽኢት ብምምዝጋብ ካልኣይ ወጺኡ፡

NOW PLAYING

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ግንቦት 2025)

0:00 10:43

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 10 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on May 19, 2025.

What is this episode about?

ኣርእስታት ዜና፥ ሰራዊት እስራኤል ኣብ ሰሜናውን ደቡባውን ጋዛ ሰፊሕ ሓድሽ ናይ መሬት ወተሃደራዊ ስርሒታት ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ መበል ዓሰርተው ኣርባዕተ] ኣብ እዋን ጽምብል መመረቕታኦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ፡ ንትምህርትታት ካቶሊኻዊት ቤተ ክርስትያን ንምሕላው ቃል ኣትዮም ። ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ፣ ኣብ ጀርመን፣ ተሳቲፉ ኣብ’ዚ ሰሙን ንኻልኣይ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!