ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ለካቲት 2026) episode artwork

EPISODE · Feb 26, 2026 · 7 MIN

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ለካቲት 2026)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣርእስታት ዜና፥ ፈደራላዊ መንግስቲ፡ ንኣውስትራሊያውያን ስድራቤታት ኣባላት ኢምባሲን ሰበስልጣንን ካብ እስራኤልን ሊባኖስን ክወጹ መምርሒ ሂቡ ። ኣብ ሶማል ብሰንኪ ነዊሕ ደርቂ 6.5 ሚልዮን ሰባት ብርቱዕ ጥምየት የንጸላልዎም ከም ዘሎ መንግስቲ ሶማልን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ኣፍሊጦም ። ወከልቲ ናይዚ ዓመት "ዚ ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ ዘአንግዳ ከተማታት ፡ ካብቲ ፍጻመ ኣዋርሕ ጥራይ ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ እዋን ፡ ናይ ከቢድ ጸጥታዊ ውሕስነት ስክፍታ ከም ዝስምዖም ገሊጾም።

NOW PLAYING

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ለካቲት 2026)

0:00 7:56

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 7 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on February 26, 2026.

What is this episode about?

ኣርእስታት ዜና፥ ፈደራላዊ መንግስቲ፡ ንኣውስትራሊያውያን ስድራቤታት ኣባላት ኢምባሲን ሰበስልጣንን ካብ እስራኤልን ሊባኖስን ክወጹ መምርሒ ሂቡ ። ኣብ ሶማል ብሰንኪ ነዊሕ ደርቂ 6.5 ሚልዮን ሰባት ብርቱዕ ጥምየት የንጸላልዎም ከም ዘሎ መንግስቲ ሶማልን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ኣፍሊጦም ። ወከልቲ ናይዚ ዓመት "ዚ ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ ዘአንግዳ ከተማታት ፡ ካብቲ ፍጻመ ኣዋርሕ ጥራይ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!