ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (8 መስከረም 2025) episode artwork

EPISODE · Sep 8, 2025 · 12 MIN

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (8 መስከረም 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣርእስታት ዜና፥ ** ፖሊስ ቪክቶርያ ፡ ኣብ ምዕራብ መልቦርን 12 ን 15ን ዝዕድሚኦም ክልተ ኣወዳት ብኻራ ተወጊኦም ዝተቐትሉ፡ ብጕጅለ ገበነኛታት መንእሰያት ከም ዝዀነ ገሊጽዎ ኣሎ ። ** ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ሰራዊት እስራኤል መጥቃዕቱ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን ኣስታት 100,000 ሰባት ካብ ከተማ ጋዛ ከም ዝወጹ ይገልጽ ። ** ናይ የመን ሖቲ ነቲ ኣብ ጥቓ ደቡባዊት ከተማ ኤላት ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ራሞን እስራኤል ብሰንበት ከምዘጥቅዑን እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ንሓጺር እዋን ክዕጾ ከምዝገበሩን ገሊጾም።

NOW PLAYING

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (8 መስከረም 2025)

0:00 12:53

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 12 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on September 8, 2025.

What is this episode about?

ኣርእስታት ዜና፥ ** ፖሊስ ቪክቶርያ ፡ ኣብ ምዕራብ መልቦርን 12 ን 15ን ዝዕድሚኦም ክልተ ኣወዳት ብኻራ ተወጊኦም ዝተቐትሉ፡ ብጕጅለ ገበነኛታት መንእሰያት ከም ዝዀነ ገሊጽዎ ኣሎ ። ** ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ሰራዊት እስራኤል መጥቃዕቱ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን ኣስታት 100,000 ሰባት ካብ ከተማ ጋዛ ከም ዝወጹ ይገልጽ ። ** ናይ የመን ሖቲ ነቲ ኣብ ጥቓ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!