ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (13 ጥሪ 2026) episode artwork

EPISODE · Jan 12, 2026 · 5 MIN

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (13 ጥሪ 2026)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (13 ጥሪ 2026) * ኣንቶኒ ኣልባነዚ ባይቶ ዝመጽእ ሶኑይን ሰሉስን ንስራሕ ክምለስ ምዃኑ ኣፍሊጡ፣ * ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ኢማማት ኣውስትራልያ ጽልኢ እስልምናን ኣስላምን ዝመንቀሊኡ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ሓደ ኣስላማይ ሃይማኖታዊ መራሒን በዓልቲ ቤቱን ኮኒኑ፡ * ኩነታት ባርዓት ሓዊ ኣብ ቪክቶርያ እናዘሓሉ ይኸዱ'ለዉ፣ እንተኾነ ግን እቲ ስግኣት ገና ኣይተወደአን፡ * ኣብ ኣሜሪካ ኣኽበርቲ ሕጊ ኣብ ልዕሊ ኣቦ መንበር ፌደራል ሪዘርቭ (ማእከላይ ባንክ) ጀሮም ፓወል ገበናዊ መርመራ ከፊቶም፣

NOW PLAYING

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (13 ጥሪ 2026)

0:00 5:35

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 5 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on January 12, 2026.

What is this episode about?

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (13 ጥሪ 2026) * ኣንቶኒ ኣልባነዚ ባይቶ ዝመጽእ ሶኑይን ሰሉስን ንስራሕ ክምለስ ምዃኑ ኣፍሊጡ፣ * ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ኢማማት ኣውስትራልያ ጽልኢ እስልምናን ኣስላምን ዝመንቀሊኡ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ሓደ ኣስላማይ ሃይማኖታዊ መራሒን በዓልቲ ቤቱን ኮኒኑ፡ * ኩነታት ባርዓት ሓዊ ኣብ ቪክቶርያ እናዘሓሉ ይኸዱ'ለዉ፣ እንተኾነ ግን እቲ ስግኣት ገና...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!