ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (08 ሰነ 2026) episode artwork

EPISODE · Jun 8, 2026 · 9 MIN

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (08 ሰነ 2026)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣርእስታት ዜና፥ ናይ ቀደም ኣውስትራልያዊ ናይ ዓመትን ቀንዲ ተመራማሪ ስነ-ፍልጠትን ሪቻርድ ስኮልየር ድሕሪ እቲ ንነዊኅ እዋን ብመንሽሮ ሓንጎል ክገብሮ ዝጸንሐ ናይ ሞትን ሕየትን ቃልሲ ኣብ 59 ዓመት ዕድሚኡ ሞይቱ። ኣውስትራሊያ ቅድሚ እቲ ኣብ መዓልቲ ልደት ንጉስ ንደቂ ኣንስትዮ ዝወሃብ ኣፍልጦ እኹል ክሳብ ዝኸውን ነዊሕ ጉዕዞ ተሪፉ ኣሎ ክትብል ጋቨርነር ጀነራል ገሊጻ። ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተገብረ ቅድድም ጉያ እግሪ ማራቶን፡ ናሆም ኤርምያስን ናዝሬት ወልዱን ተዓወትቲ ማራቶን ኣስመራ 2026 ኰይኖም።

NOW PLAYING

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (08 ሰነ 2026)

0:00 9:35

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 9 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on June 8, 2026.

What is this episode about?

ኣርእስታት ዜና፥ ናይ ቀደም ኣውስትራልያዊ ናይ ዓመትን ቀንዲ ተመራማሪ ስነ-ፍልጠትን ሪቻርድ ስኮልየር ድሕሪ እቲ ንነዊኅ እዋን ብመንሽሮ ሓንጎል ክገብሮ ዝጸንሐ ናይ ሞትን ሕየትን ቃልሲ ኣብ 59 ዓመት ዕድሚኡ ሞይቱ። ኣውስትራሊያ ቅድሚ እቲ ኣብ መዓልቲ ልደት ንጉስ ንደቂ ኣንስትዮ ዝወሃብ ኣፍልጦ እኹል ክሳብ ዝኸውን ነዊሕ ጉዕዞ ተሪፉ ኣሎ ክትብል ጋቨርነር ጀነራል ገሊጻ። ኣብ ኣስመራ ኣብ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!