EPISODE · May 21, 2026 · 11 MIN
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (21 ግንቦት 2026)
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ኣርእስታት ዜና፥ ፕረዚደንት ዩ-ኤስ ዶናልድ ትራምፕ ፡ ምስ ኢራን ዝግበር ዘተ ሰላም ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃኡ ከም ዝርከብ ገሊጹ ። ውድብ ጥዕና ዓለም ፡ ነቲ ኣብ ዲሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ዘጋጠመ ኢቦላ ንምምካት ፡ መከላኸሊ ናውትን ናውቲ ሕክምናን ንምቕራብ ተዳልዩ ከም ዘሎ ገሊጹ ኣሎ ። ደገፍቲ እንግሊዛዊት ጋንታ ኣርሰናል ድሕሪ 22 ዓመታት ጋንታኦም ብምስዓራ ሓጎሶም ክገልጹ ዊዒሎም ሓዲሮም።Check out our podcast collection here
What this episode covers

NOW PLAYING
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (21 ግንቦት 2026)
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.
Similar Podcasts
No similar podcasts found.