ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (30 መጋቢት 2026) episode artwork

EPISODE · Mar 30, 2026 · 11 MIN

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (30 መጋቢት 2026)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣርእስታት ዜና፥ ኢራን፡ ኣብ ልዕሊ ኣብ 'ቲ ዞባ ዝርከባ ናይ ኣመሪካን እስራኤልን ዩኒቨርሲቲታት መጥቃዕቲ ከምትገብር ኣፈራሪሓ ፡ ናይ ሰልፊ ግሪንስ ሰነተር ሳራ ሃንሰን ያንግ መንግስቲ ነቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝካየድ ዘሎ 'ዕግርግርን ዘይሓላፍነታዊን' ዝበለቶ ኲናት ስለምንታይ ይድግፎ ከምዘሎ ኣውስትራሊያውያን ይሓቱ ኣለው ፤ ክትብል ከሲሳ። ኣብ መላእ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካን ኣብ መላእ ዓለምን ኣብ ዝርከባ ከተማታት ፡ ሰልፈኛታት ኣብቲ "ኣይፋልን ንነገስታት ወይ "No Kings" " ዝብሃል ሰላማዊ ሰልፊ ሳልሳይ ዙርያ ብብዝሒ ወጺኦም ዊዒሎም ።

NOW PLAYING

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (30 መጋቢት 2026)

0:00 11:58

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 11 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on March 30, 2026.

What is this episode about?

ኣርእስታት ዜና፥ ኢራን፡ ኣብ ልዕሊ ኣብ 'ቲ ዞባ ዝርከባ ናይ ኣመሪካን እስራኤልን ዩኒቨርሲቲታት መጥቃዕቲ ከምትገብር ኣፈራሪሓ ፡ ናይ ሰልፊ ግሪንስ ሰነተር ሳራ ሃንሰን ያንግ መንግስቲ ነቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝካየድ ዘሎ 'ዕግርግርን ዘይሓላፍነታዊን' ዝበለቶ ኲናት ስለምንታይ ይድግፎ ከምዘሎ ኣውስትራሊያውያን ይሓቱ ኣለው ፤ ክትብል ከሲሳ። ኣብ መላእ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካን ኣብ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!