ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ሓምለ 2025) episode artwork

EPISODE · Jul 1, 2025 · 7 MIN

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ሓምለ 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ * ቀዳማይ ሓቂ ዝነግር ምርመራ ኣብ ኣውስትራልያ፣ ደቀባት ህዝብታት ግዝኣት ቪክቶርያ ግዳያት ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ጽንተተ ዓሌትን ኔሮም ክብል ደምዲሙ፣ * ላዕለዋይ ባይቶ ወይ ሰነት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ እቲ ሕድገታት ኣብ ግብሪ ዝገብርን ወጻኢታት ዝቕንስን ‘ቢግ ቢዩቲፉል ቢል’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ እማመ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣጽዲቑ፣ * ሰራዊት እስራኤል ኣብ’ቶም ኣካታዕቲ ኮይኖም ዘለዉ መዐደሊ ነቑጣታት ረዲኤት ኣብ ቓዛ፣ ሰላማውያን ፍልስጤማውያን ከምዝተቐትሉ ኣሚኑ፣ * ኣውስትራልያዊ ኮኾብ ባይታ ቴኒስ ኣሌክስ ደ ሚኖር ናይ ዊምልደን ጎስጓሱ ብዓወት ጀሚርዎ።

NOW PLAYING

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ሓምለ 2025)

0:00 7:01

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 7 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on July 1, 2025.

What is this episode about?

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ * ቀዳማይ ሓቂ ዝነግር ምርመራ ኣብ ኣውስትራልያ፣ ደቀባት ህዝብታት ግዝኣት ቪክቶርያ ግዳያት ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ጽንተተ ዓሌትን ኔሮም ክብል ደምዲሙ፣ * ላዕለዋይ ባይቶ ወይ ሰነት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ እቲ ሕድገታት ኣብ ግብሪ ዝገብርን ወጻኢታት ዝቕንስን ‘ቢግ ቢዩቲፉል ቢል’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ እማመ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣጽዲቑ፣ * ሰራዊት...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!