ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (08 ሓምለ 2025) episode artwork

EPISODE · Jul 8, 2025 · 6 MIN

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (08 ሓምለ 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (08 ሓምለ 2025) * ማእከላይ ባንክ ኣውስትራልያ ነቶም ተወሳኺ ምቅላል ኣብ ለቓሕ ዕድጊ ኣባይቲ ወይ ሞርጌጅ ክጽበዩ ዝጸንሑ ተለቃሕቲ ኣብ ዘየሐጉስ ስጉምቱ መጠን ወለድ ከምዘለዎ ክጸንሕ ወሲኑ፣ * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ኣንቶኒ ኣልባነዚን ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ሊይ ጀይ-ምዩንግን ፕረዚደንት ዩኤስ ዶናልድ ትራምፕ ታሪፋት ክውስኹ ድሕሪ ምውሳኑ ሃገራቶም ሕድገት ክግበረለን ዘተኦምን ሕቶኦምን ከምዘየቋርጹ ገሊጾም፣ * ኣብ ምድብ ነጥቢ መሪሕነት ሒዙ ዝጸንሐ ያስፐር ፊሊፕሰን ወዲቑ ኣብ ዘቋረጸሉ 3ይ መድረኽ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ ብዓወት ቲም መርሊየር ተዛዚሙ፣ ቢንያም ግርማይ 6ይ ብምውጻእ ብሰላም ኣትዩ።

NOW PLAYING

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (08 ሓምለ 2025)

0:00 6:57

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 6 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on July 8, 2025.

What is this episode about?

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (08 ሓምለ 2025) * ማእከላይ ባንክ ኣውስትራልያ ነቶም ተወሳኺ ምቅላል ኣብ ለቓሕ ዕድጊ ኣባይቲ ወይ ሞርጌጅ ክጽበዩ ዝጸንሑ ተለቃሕቲ ኣብ ዘየሐጉስ ስጉምቱ መጠን ወለድ ከምዘለዎ ክጸንሕ ወሲኑ፣ * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ኣንቶኒ ኣልባነዚን ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ሊይ ጀይ-ምዩንግን ፕረዚደንት ዩኤስ ዶናልድ ትራምፕ ታሪፋት ክውስኹ ድሕሪ ምውሳኑ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!