ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ለካቲት 2026) episode artwork

EPISODE · Feb 11, 2026 · 4 MIN

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ለካቲት 2026)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

** ኣንጻር ፕረሲደንት እስራኤል ዝግበር ተቓዉሞ ብሓይሊ ምጭፍላቕ ዝግበር ዘሎ ተግባር መንግስቲ ርትዓውነት ከልብሶ ይፍትን ኣሎ ክትብል መራሒት ሰልፊ ግሪንስ ኣውስትራሊያ ከሲሳ። ** ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ካብ ወገኑ ስልጣኑ ክገድፍ ዝቐርበሉ ዘሎ ጻዊዒት ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ። ** ሰብ መዚ ሆስፒታል ጋዛ ፡ ኣብ ምብራቓዊ ደኢር ኣል-ባላህ ፡ ክልተ ፍልስጤማውያን ብሽክለተኛታት ብናይ እስራኤል ድሮን ከም እተቐትሉ ፡ ሓንቲ ሰበይቲ እውን ኣብ መዓስከር ማጋሃዚ ከም እተቐትለት ገሊጾም ።

NOW PLAYING

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ለካቲት 2026)

0:00 4:17

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 4 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on February 11, 2026.

What is this episode about?

** ኣንጻር ፕረሲደንት እስራኤል ዝግበር ተቓዉሞ ብሓይሊ ምጭፍላቕ ዝግበር ዘሎ ተግባር መንግስቲ ርትዓውነት ከልብሶ ይፍትን ኣሎ ክትብል መራሒት ሰልፊ ግሪንስ ኣውስትራሊያ ከሲሳ። ** ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ካብ ወገኑ ስልጣኑ ክገድፍ ዝቐርበሉ ዘሎ ጻዊዒት ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ። ** ሰብ መዚ ሆስፒታል ጋዛ ፡ ኣብ ምብራቓዊ ደኢር ኣል-ባላህ ፡ ክልተ ፍልስጤማውያን ብሽክለተኛታት ብናይ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!