ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ታሕሳስ 2025) episode artwork

EPISODE · Dec 16, 2025 · 5 MIN

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ታሕሳስ 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (16 ታሕሳስ 2025) * ሓዘንተኛታት ዕምባታት ዘንበሩሎምን ንዝኽሪ'ቶም ዝተቐትሉ ሰባት መልእኽታት ሓዘን ዝገደፉሎምን ስነስርዓታት ምብራህ ሽምዓ በዓል ሃኑካ ኣብ መላእ ሃገር ተኻይዶም፣ ንቀታሊ ብረት ዘሕደጎ ሰብ ልዕሊ 1.5 ሚልዮን ዶላር ኣብ ጎፋንድሚ ተኣኪብሉ፣ * ፕረዚደንት ዩክረይን ቮሎድሚር ዘለኒስኪ፡ ምስ ልኡኻት ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ በርሊን ዝርርብ ክቕጽል'ዩ፣ * ረዲት ኣንጻር'ቲ ኣብ ዓለም መሪሕ ዝኾነ ኣውስትራልያ ዝሓገገቶ እገዳ ኣብ ልዕሊ ማሕበራዊ መድረኻት ንትሕቲ ደቂ 16 ክሲ ብምቕራብ ሕጋዊ መስርሕ ኣበጊሱ፣

NOW PLAYING

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ታሕሳስ 2025)

0:00 5:41

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 5 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on December 16, 2025.

What is this episode about?

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (16 ታሕሳስ 2025) * ሓዘንተኛታት ዕምባታት ዘንበሩሎምን ንዝኽሪ'ቶም ዝተቐትሉ ሰባት መልእኽታት ሓዘን ዝገደፉሎምን ስነስርዓታት ምብራህ ሽምዓ በዓል ሃኑካ ኣብ መላእ ሃገር ተኻይዶም፣ ንቀታሊ ብረት ዘሕደጎ ሰብ ልዕሊ 1.5 ሚልዮን ዶላር ኣብ ጎፋንድሚ ተኣኪብሉ፣ * ፕረዚደንት ዩክረይን ቮሎድሚር ዘለኒስኪ፡ ምስ ልኡኻት ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ በርሊን ዝርርብ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!