ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ብፕሪቶርያ ንዝፈረሰ መንግስቲ ዳግም ክቐውም ወሲኑ። (ጸብጻብ) episode artwork

EPISODE · Apr 19, 2026 · 10 MIN

ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ብፕሪቶርያ ንዝፈረሰ መንግስቲ ዳግም ክቐውም ወሲኑ። (ጸብጻብ)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ብፕሪቶርያ ንዝፈረሰ መንግስቲ ዳግም ክቐውም ወሲኑ። ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚንስተር ዝኾነ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ውዕል ፕሪቶርያ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ ክብል ኣጠንቂቑ። ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 1.8 ቢልየን ብር በጀት ዝተሃነፀ በዓል 4 ኮኾብ ሆቴል ኪንግደም ተመሪቑ። ኤርትራ፡ መንገዲ ኣየር ኢትሓድ ካብን ናብን ኣስመራ ሓድሽ መስመር በረራ ከፊቱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ወረቐት ስራሕ ሸውዓተ ኣምባሳደራት ተቐቢሉ።

NOW PLAYING

ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ብፕሪቶርያ ንዝፈረሰ መንግስቲ ዳግም ክቐውም ወሲኑ። (ጸብጻብ)

0:00 10:07

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 10 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on April 19, 2026.

What is this episode about?

ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ብፕሪቶርያ ንዝፈረሰ መንግስቲ ዳግም ክቐውም ወሲኑ። ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚንስተር ዝኾነ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ውዕል ፕሪቶርያ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ ክብል ኣጠንቂቑ። ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 1.8 ቢልየን ብር በጀት ዝተሃነፀ በዓል 4 ኮኾብ ሆቴል ኪንግደም ተመሪቑ። ኤርትራ፡ መንገዲ ኣየር ኢትሓድ ካብን ናብን ኣስመራ ሓድሽ መስመር በረራ ከፊቱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!