መራሕቲ ኤርትራን ሶማልያን ተራኺቦም፣ ኤርትራ ጸብጻብ ቢቢሲ ጌጋ'ዩ ትብል (ጸብጻባት ልኡኽና) episode artwork

EPISODE · Dec 25, 2024 · 9 MIN

መራሕቲ ኤርትራን ሶማልያን ተራኺቦም፣ ኤርትራ ጸብጻብ ቢቢሲ ጌጋ'ዩ ትብል (ጸብጻባት ልኡኽና)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ጸብጻባት ዜና: * ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሼኽ ማሕሙድን ተመያዪጦም፣ * ቢቢሲ ሶማሊያ ኣብ ኣዋጅ ኣንካራ ኣመልኪቱ ንዝዘርግሖ ሓበሬታ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ነጺግዎ፣ * ቤትፅሕፈት ምግባረ ሰናይ ትእምት ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ልዕሊ 212 ሚልዮን ቅርሺ ከም ዝሓገዘ ኣፍሊጡ፣ * ኢትዮጵያ ንክሲ ሶማልያ መሰረት ዘይብሉ ብምባል ነጺጋቶ፣ * ኢትዮጵያን ጅቡቲን ሓይሊታት ፀረ-ሰላም ንምግታእ ሓበራዊ ሓይሊ ዕማም ብምጥያሽ ንምስራሕ ተሰማሚዐን፣

NOW PLAYING

መራሕቲ ኤርትራን ሶማልያን ተራኺቦም፣ ኤርትራ ጸብጻብ ቢቢሲ ጌጋ'ዩ ትብል (ጸብጻባት ልኡኽና)

0:00 9:00

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 9 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on December 25, 2024.

What is this episode about?

ጸብጻባት ዜና: * ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሼኽ ማሕሙድን ተመያዪጦም፣ * ቢቢሲ ሶማሊያ ኣብ ኣዋጅ ኣንካራ ኣመልኪቱ ንዝዘርግሖ ሓበሬታ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ነጺግዎ፣ * ቤትፅሕፈት ምግባረ ሰናይ ትእምት ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ልዕሊ 212 ሚልዮን ቅርሺ ከም ዝሓገዘ ኣፍሊጡ፣ * ኢትዮጵያ ንክሲ ሶማልያ መሰረት ዘይብሉ ብምባል ነጺጋቶ፣ * ኢትዮጵያን ጅቡቲን...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!