What this episode covers
ምፍታው ምእንቲ ኣላህ
NOW PLAYING
ምፍታው ምእንቲ ኣላህ
0:00
51:08
1×
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
ካብቲ ሓዲሳት ነይ ልኡኽ ኣላህ ( ረሱሉላህ )
Jun 5, 2026 ·51m
Similar Podcasts
እምነት ( ኢማን ) ብልኡኽ ኣላህ ( ረሱሉላህ )
ባያን ሳልሕ ሐሳን
እዚኣ ሙሐዳራ ሲለ እምነት (ኢማን) ብልኡኽ ኣላህ (ረሱሉላህ) ዝትገልጽ ሙሐዳራ ኢያ
ካብቲ ሓዲሳት ነይ ልኡኽ ኣላህ ( ረሱሉላህ )
ኡስታዝ ማሕሙድ ማሐመድ ዓል
እዚኣ ሙሐዳራ ሲለ ካብቲ ሓዲሳት ነይ ልኡኽ ኣላህ ( ረሱሉላህ ) ዝትገልጽ ሙሐዳራ ኢያ
መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdo
መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewhdo
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብቲ ኸም ፍቓድ ኣቦና ኣምላኽ፡ ካብዛ ሕጂ ዘላ እክይቲ ዓለም ምእንቲ ኼድሕነና ኢሉ፡ ብሰሪ ሓጢኣትና ነፍሱ ዝሃበ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን፡ መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ፡ ጸጋን ሰላምን ይውረድኩም። ንእኡ ኻብ ዘለኣለም ንዘለኣለም ክብሪ ይኹን ኣሜን። እዚ ተከታታሊ መደብ " Meseret Emnet Orthodox Tewahdo" ዝብል ናይ Podcast ትምህርቲ ቀንዲ ዕላምኡ ንምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ፡ ነቲ ዘለዎም እምነት ኣብቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቑ፡ ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ዝኾንዎ እምነት፡ኣብኡ 1. ከም ህንጻ ኮይኖም ብጐይታ ቅድስቲ ቤተ መቕደስ ምእንቲ ኪኾኑ፡2. እናተኣሳሰሩ ክዓብዩ፡ 3. ነቲ "ንስኻትኩምውን ኣብኡ ማሕደር ኣምላኽ ብመንፈስ ክትኰኑ ሐቢርኩም ትህነጹ አሎኹም።" (ኤፌ 2፡22) ዝበሎ ንከተግብሩ ክሕግዝ ዝተዳለወ መደብ እዩ።
ካብቲ ኣዝካር ( ምዝካር ) ነይ ልኡኽ ኣላህ ( ረሱሉላህ )
ኡስታዝ ማሕሙድ ማሐመድ ዓል
እዚኣ ሙሐዳራ ሲለ ካብቲ ኣዝካር ( ምዝካር ) ነይ ልኡኽ ኣላህ ( ረሱሉላህ ) ዝትገልጽ ሙሐዳራ ኢያ
Frequently Asked Questions
How long is this episode of ምፍታው ምእንቲ ኣላህ?
This episode is 51 minutes long.
When was this ምፍታው ምእንቲ ኣላህ episode published?
This episode was published on May 7, 2026.
What is this episode about?
ምፍታው ምእንቲ ኣላህ
Can I download this ምፍታው ምእንቲ ኣላህ episode?
Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!