ቃለ መሕትት ምስ ናይ ፈለማ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኣውስትራሊያ ፍስሃየ ኣብርሃም episode artwork

EPISODE · Jun 1, 2025 · 43 MIN

ቃለ መሕትት ምስ ናይ ፈለማ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኣውስትራሊያ ፍስሃየ ኣብርሃም

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

እቲ ንትምህርቲ ብስደት ኣብ 1979 ናብ ኣውስትራሊያ ዝኣተወ: ንፍሉጣት ኣውስትራሊያዊያን ፕሮፌሶር ፍረድ ሆሎውስን ቶማስ ከንሊ ምስ ኤርትራ ዘተኣሳሰረ: ኣብ 1989 ዋና ጸሓፊ ህዝባዊ ግምባር ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ኣውስትራሊያ ወግዓዊ ምብጻሕ ክገብር ዘጣጠሐ፡ ሓላፊ ማሕበር ረዲኤት ኤርትራ ኮይኑ ንቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ህዝቢን መንግስቲን ኣውስትራሊያ ክሳብ 32 ሚሊዮን ዶላር ኣኪቡ ናብ ሜዳ ዝሰደደ ብዙሓት ኤርትራዊያን ብማህደረ ትምህርቲ ናብ ኣውስትራሊያ ኣትዮም ብ ፒ ኤች ዲ፡ ማስተርስን ዲግሪን ንኽመሃሩ ዝሓገዘ ናይ ፈለማ ኣምባሳደር ሃገረ ኤርትራ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝኾነ ፍሰሃየ ኣብርሃም ጋሻ ኤስ ቢ ኤስ እዩ። ድሕረ ባይታኡን ንሱ ዝሰርሖም ዕዮታት ንምስማዕ ኣብ መስምዒ ድምጺ ጠውቑ።

NOW PLAYING

ቃለ መሕትት ምስ ናይ ፈለማ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኣውስትራሊያ ፍስሃየ ኣብርሃም

0:00 43:50

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 43 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on June 1, 2025.

What is this episode about?

እቲ ንትምህርቲ ብስደት ኣብ 1979 ናብ ኣውስትራሊያ ዝኣተወ: ንፍሉጣት ኣውስትራሊያዊያን ፕሮፌሶር ፍረድ ሆሎውስን ቶማስ ከንሊ ምስ ኤርትራ ዘተኣሳሰረ: ኣብ 1989 ዋና ጸሓፊ ህዝባዊ ግምባር ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ኣውስትራሊያ ወግዓዊ ምብጻሕ ክገብር ዘጣጠሐ፡ ሓላፊ ማሕበር ረዲኤት ኤርትራ ኮይኑ ንቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ህዝቢን መንግስቲን ኣውስትራሊያ ክሳብ 32 ሚሊዮን ዶላር ኣኪቡ ናብ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!