ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ሰነ 2025) episode artwork

EPISODE · Jun 2, 2025 · 54 MIN

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ሰነ 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ን ሎሚ 02 ሰነ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኤስ ቢ ኤስ ካብ ዝጅምር 50 ዓመቱ የብዕል ኣሎ፡ ነዚ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኤስ ቢ ኤስ ካብ ዘቕረብናዮም ምልስ ኢልና ንርእዮም ካብ ዘለና መደባት ምስ ናይ ፈለማ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝኾነ ኣቶ ፍስሃየ ኣብርሃም ዝገበርናዮ ዕላል ከነቕርበልኩም ኢና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ናብ ትግራይ ከይኣቱ ተኸልኪሉ ዝነበረ ሸቐጣ ሸቐጥ ብምዝርራብ ንምፍታሕ ከም ዝተወሰነ ተገሊጹ። ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ፡ ምስ ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ህንዲ ተራኺቡ ዘትዩ፡ ሓዱሽ ውዳበ ትግራይ 'ስምረት' ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ብሓይሊ ዝተታሕዙ ግዝኣታት ኣካል ትግራይ እምበር ዘካትዑ ከምዘይኮኑ ኣፍሊጡ። ዴምክራሲያዊ ስምረት ትግራይ ኣብ ውሽጢ ወርሕን ፈረቓን ኣብ ትግራይ መስራቲ ዋዕላ ከምዘካይድ ገሊጹ ኣሎ። ቀዳምነት ንሰብኣዊ መሰላት ዝተብሃለ ተሓላቒ ትካል ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ክኸስስ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡ CPJ ዝርከቦም ልዕሊ 31 ተጣበቅቲ ሰባኣዊ መሰላትን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ክኹነን ጻውዒት ኣቅሪቦም። ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ሕማም በዲዶ ህበይ ሞት ሓደ ሰብ ተመዝጊቡ ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሃቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ኣብዚ ዓመት ኣብ ኣውስትራሊያ ብዝተፈጥረ ባህርያዊ ሓደጋታት ዛጊት ናይ 2.2 ቢልዮን ዶላር ቁጠባዊ ጥፍ ኣት ከምዘስዓበ ተገሚቱ። ረድኤት ክረኽቡ ኣብ ዝጓየዩ ዝነበሩ ፍልስጢኤማውያን ብዝተተኮሰሎም ብውሕዱ 31 ፍልስጤማውያን ን ልዕሊ 170 ቆሲሎምን፡ ሰራዊት እስራኤል ክምርምሮ እየ ኢሉ። ብሪጣናዊ ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ሳይሞን ያተስ ተዓዋቲ ጂሮ ዲ ኢጣልያ ኮይኑ።

NOW PLAYING

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ሰነ 2025)

0:00 54:48

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 54 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on June 2, 2025.

What is this episode about?

ን ሎሚ 02 ሰነ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኤስ ቢ ኤስ ካብ ዝጅምር 50 ዓመቱ የብዕል ኣሎ፡ ነዚ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኤስ ቢ ኤስ ካብ ዘቕረብናዮም ምልስ ኢልና ንርእዮም ካብ ዘለና መደባት ምስ ናይ ፈለማ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝኾነ ኣቶ ፍስሃየ ኣብርሃም ዝገበርናዮ ዕላል ከነቕርበልኩም ኢና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ናብ ትግራይ ከይኣቱ ተኸልኪሉ ዝነበረ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!