ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 መስከረም 2025) episode artwork

EPISODE · Sep 11, 2025 · 50 MIN

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 መስከረም 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሎሚ ሓሙስብ ኣቋጻጽራ ግእዝ ሓድሽ ዓመት ሓደ መስከረም 2018 እዩ። ንኹላትኩም ሓድሽ ዓመትን ቅዱስ ዮሃንስን ተኽብሩ ሰማዕትና እንቋዕ ኣብጽሓኩም። ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ብምኽንያት እዚ ንኣትዎ ዘለና ሓድሽ ዓመተ 2018 መልእኽቲ ኣመሓዳሪ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ትግራይ ምስካየ ህዙናን መድሃኔ ዓለም ብርዝቤን መልኣከ ሰላም ኣባ ሳህለ ማርያም ሃይሉ። ክቐርብ እዩ። ሉኡኽና ዝሰደደልና መልእኽቲ፥ መራሕቲ ሃይማኖት ትግራይን ኤርትራን ናይ ሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንቋዕ ኣብጸሓኩም ኣመሓላሊፎም። ኢትዮጵያ ድሕሪ ሒደት ኣዋርሕ ህንፀት መመንጨዊ ሓይሊ ኑክሌር ክትጅምር ምዃና ተገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማልያ ነበር ኣብዲ ፋራህ ዝመርሖ ልኡክ ሶማልያ ኣስመራ ኣትዩ። ብዘይካዚ ን ኣውደኣመት ዘንጸባርቑ ዝተፈላለዩ ዜማታት ክንጋብዘኩም ኢና። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሓቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ቀ/ሚ ኣንተኒ ኣልበኔዝን መራሒት ሰልፊ ተቓዋሚ ሱዛን ለይን ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ግእዝ ናይ እንቋዕ ኣብጽሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ፕረዚደንት ኮምሽን ኤውሮጳ ፡ ብምኽንያት እቲ እስራኤል ኣብ ጋዛ ንእተካይዶ ዘላ ወተሃደራዊ ወፍሪ ፡ ማዕቀብ ክግበረላን ብኸፊል ንግዳዊ ምድስካል ዝግብረሉን ኩነታት ክትላዘብ ምዃና ኣፍሊጣ ። ፍቱው ኣጥቃዒ ጋንታ መልበርን ቪክትሪ ብሩኖ ፎርናሮሊ ምጽዋት ኩዕሶ ደው ከምዘበሎ ኣፍሊጡ ።

NOW PLAYING

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 መስከረም 2025)

0:00 50:47

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 50 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on September 11, 2025.

What is this episode about?

ሎሚ ሓሙስብ ኣቋጻጽራ ግእዝ ሓድሽ ዓመት ሓደ መስከረም 2018 እዩ። ንኹላትኩም ሓድሽ ዓመትን ቅዱስ ዮሃንስን ተኽብሩ ሰማዕትና እንቋዕ ኣብጽሓኩም። ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ብምኽንያት እዚ ንኣትዎ ዘለና ሓድሽ ዓመተ 2018 መልእኽቲ ኣመሓዳሪ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ትግራይ ምስካየ ህዙናን መድሃኔ ዓለም ብርዝቤን መልኣከ ሰላም ኣባ ሳህለ ማርያም ሃይሉ።...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!