ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ሰነ 2025) episode artwork

EPISODE · Jun 12, 2025 · 47 MIN

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ሰነ 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ንሎሚ ሓሙስ 12 ሰነ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ምስ ኣዲኣን ኣሕዋታን ኣብ መንበርን ትነብር ፋሺን ዲዛይነር በዓልቲ ብሩህ መጻኢ ዊኣም ዓብዱ ሐጅ፡ ቅድሚ በቲ ዓውዲ ናይ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቲ ምጅማራያ ብንእስነታ ነቲ ሞያ ጀሚራቶ፡ እቲ ትነጥፈሉ ዓውዲ ብኸመይ ጀሚራቶ፡ ዕድላቱን ግድላቱን፡ ህልዊን መጻኢን መደባታን ካልእን ኣዕሊላትና ኔራ። (ብምኽንያት 50 ዓመት ምጅማር ኤስ ቢ ኤስ ዳግም ሎሚ ከነቕርቦ ኢና፡። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ኣብ ኤርትራን ትግራይን ተምሃሮ ሃገራዊን ብሄራዊ ፈተና ምውሳድ ጀሚሮም። ኣብ መቐለ ናብ ዓድና ምለሱና ዝበሉ ሰልፈኛታት መቐለ ሓጹር ቤትጽሕፈት ፕረዚደንት ጥሒሶም ኣትዮም። ናይ ኢትዮጵያ ረቂቕ በጀት 2018 ዓ.ም 1 ነጥቢ 93 ትሪሊየን ብር ኮይኑ ቀሪቡ። ካብዚ ናይ ትግራይ 18.9 ቢልዮን ምዃኑ ተሓቢሩ ኣሎ። ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ትርከበን 12 ሃገራት ዘንበሮ እገዳ መገሻ ኣብ ስራሕ ውዒሉ። ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተኣሰረ ጋዜጠኛ ተስፋኣለም ወልደየስ ናይ ዋሕስ መሰሉ ክሕሎ ቤትፍርዲ ወሲኑ፡ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ወይ ብ ኦንላይን ዝህሉ ምንሻው (bullying) ብኸመይ ትምክቶ፧ ዝድህስስ ትሕዝቶ ኣብ ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ክቐርብ እዩ። ኣርእስታት ዜና፥ ፖሊስ ሎስ ኣንጀለስ፡ ((LAPD)) ፡ ኣብታ ከተማ ሰዓት እቶ እቶ ድሕሪ ምትግባሩ ኣባላት ፖሊስ ጃምላዊ ማእሰርቲ ከም ዘካየዱ ይገልጽ ። ኣባል ፓርላማ ካብ ሰልፊ ለበር ኤድ ሑሲክ ኣብ ልዕሊ ክልተ እስራኤላውያን ሚኒስተራት እገዳ ከምዝተበየነሎም ብምምጓስ ፡ እቲ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ተወሳኺ ስጉምቲ ኽወስድ ሓቲቱ ። እንግሊዛዊት ጋንታ ቶተንሃም ሆትስፐር ንኣውስትራልያዊ ኣሰልጣኒኣ ዝነበረ ኣንጅ ፖስትኮግሉ ክልተ ወቕትታት ምስኣ ድሕሪ ምጽንሑ ከም ዘባረረቶ ኣፍሊጣ ።

NOW PLAYING

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ሰነ 2025)

0:00 47:15

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 47 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on June 12, 2025.

What is this episode about?

ንሎሚ ሓሙስ 12 ሰነ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ምስ ኣዲኣን ኣሕዋታን ኣብ መንበርን ትነብር ፋሺን ዲዛይነር በዓልቲ ብሩህ መጻኢ ዊኣም ዓብዱ ሐጅ፡ ቅድሚ በቲ ዓውዲ ናይ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቲ ምጅማራያ ብንእስነታ ነቲ ሞያ ጀሚራቶ፡ እቲ ትነጥፈሉ ዓውዲ ብኸመይ ጀሚራቶ፡ ዕድላቱን ግድላቱን፡ ህልዊን መጻኢን መደባታን ካልእን ኣዕሊላትና ኔራ። (ብምኽንያት 50...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!