ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026) episode artwork

EPISODE · Jan 12, 2026 · 52 MIN

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026):- [ትሕዝቶታቱ] * ዜና ቡለቲን ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ * መዋእለ ህጻናት ኣብ ኣውስትራልያ ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ሰሙን ነጻ ኮይኑ፣ * ጸብጻባት ልኡኽና [[ግብጺ ኣብ ጁቡቲ ውዕላት ወደብን ጸዓትን ድሕሪ ምፍራማ ድሕሪ ሰሙናት፡ ቀ/ሚ_ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጅቡቲ ወደብ ዶራለህ ዑደት የካይድ፣ ካብ ኣፍሪቃ ዝዓበየ መዕርፎ ነፈርቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንምህናጽ ኣብ ቢሾፍቱ እምነ መሰረት ተነቢሩ፣ ግንባር ናጽነት ኦሮሞ ግን ነቲ ፕሮጀክት ብትሪ ይቃወሞ፣ ኤርትራ ፍሉይ ዘመናዊ ዲጂታዊ ስርዓተ ጉምሩክን ንግዲን ተተኣታቱ፣ ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ከቢድ መውጋእቲ ንዘለዎም 20 ተጋደልቲ ኣብ ወፃኢ ክሕከሙ ይልእኽ፣ ቻይና ወደብ ባሕሪ ምርካብ ብዘተን ዲፕሎማስን ክፍጸም ከምዘለዎ ተነጽር፣ መንግስቲ ሱዳን ናብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ጽሕፈቱ ይምለስ]] * ንትርጉም፣ ኣገባብ ኣበዓዕላን መልእኽትን ልደት ኢየሱስ ክርስቶስን በዓል ልደትን * በረኻታት፣ ጫካታትን ባሕርታትን ኣውስትራልያ ግዜ ወሲድኩም ከተስተማቕርዎም ምስ ትደልዩ እንታይ ትገብሩ፧ ምኽርታት ኣብ'ዚ ኣለኩም

NOW PLAYING

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026)

0:00 52:30

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 52 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on January 12, 2026.

What is this episode about?

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026):- [ትሕዝቶታቱ] * ዜና ቡለቲን ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ * መዋእለ ህጻናት ኣብ ኣውስትራልያ ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ሰሙን ነጻ ኮይኑ፣ * ጸብጻባት ልኡኽና [[ግብጺ ኣብ ጁቡቲ ውዕላት ወደብን ጸዓትን ድሕሪ ምፍራማ ድሕሪ ሰሙናት፡ ቀ/ሚ_ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጅቡቲ ወደብ ዶራለህ ዑደት የካይድ፣ ካብ ኣፍሪቃ ዝዓበየ መዕርፎ ነፈርቲ ኣብ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!