ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ሕዳር 2025) episode artwork

EPISODE · Nov 13, 2025 · 51 MIN

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ሕዳር 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሎሚ ሓሙስ 13 ሕዳር 2025 እዩ። ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ስደተኛ ኣብዚ ዓለም ዘድልዮ ንብረትን ኣገልግሎታትን እንተረኸበ'ኳ ወትሩ ኣብ ስምዒቱ ዝፍጠር ዘይምላእ ሃጓፍ ጸይሩ እዩ ዝጓዓዝ። እዚ ሃጓፍ እዚ እንታይ እዩ፧ ዋላ ናብቲ መበቆል ዓዱ እንተተመልሰ'ውን፡ እቲ ኣብ ስምዒት ስደተኛት ሓንሳእ ዝተፈጥረ ሃጓፍ ኣይመልእን። ብዛዕባ'ዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲከን ትመራማሪ ማሕበራዊ ስነ ፍልጠት ዶ/ር ኣማኑኤል ዝሃበና መብርሂ። ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፥ ኤርትራውያን፣ ተጋሩን ካልኦት ኢትዮጵያውያንን ብዕረፍቲ ስሙይ ስነ-ጥበበኛ በረኸት መንግስትኣብ ሓዘኖም ይገልጹ ኣለዉ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንሓዲሽ ፍሉይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተቀቢሉ። ሚኒስትር ሰላም ኢትዮጵያ ነበር ኣቶ ታየ ደንደኣ ካብ ዝተኸሰሱሉ ሰለስተ ክስታት በቲ ክልተ ነጻ ከምዝኾነ ጠበቓኡ ሓቢሩ። ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ጅንካ ሕማም ሄሞራጂክ ፌቨር ከምተኸሰተ ሚኒስቴር ጥዕና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ሰሙናዊ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብና፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ፋይናንሲያዊ ውጥን መጻኢ ዉልድኩም ብኸመይ ትሰርዕዎ፡ ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሓቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ነቶ ኣውስትራሊያ ብቻይና ዝድገፉ ሃከራት ኣብ ልዕሊ ጸጥታይ ስግ ኣት የውርዱ ኣለዉ ኢላ ብመገዲ ሓላፊ ጸጥታኣ ዝገለጸቶ ፡ ቻይና ነቲ ክሲ "ዘይረብሕ ዘረባ" ብምባል ተቓዊማቶ ። በሃር ስነ ስነጥበብኛ በረኸት መንግስትኣብ ኣብ መበል 89 ዓመቱ ኣብ ኣስመራ ከምዝዓረፈ ተፈሊጡ። ሳም ኬር ካብ ታሕሳስ 2023 ጀሚራ ንመጀመርታ ግዜኣ ምስ ጋንታ ቸልሲ ጸወታ ኣብቲ ምስ ኦስትርያዊ ግጥማት ቻምፕኢዮን-ሊግ ተጻዊታ ።

NOW PLAYING

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ሕዳር 2025)

0:00 51:24

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 51 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on November 13, 2025.

What is this episode about?

ሎሚ ሓሙስ 13 ሕዳር 2025 እዩ። ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ስደተኛ ኣብዚ ዓለም ዘድልዮ ንብረትን ኣገልግሎታትን እንተረኸበ'ኳ ወትሩ ኣብ ስምዒቱ ዝፍጠር ዘይምላእ ሃጓፍ ጸይሩ እዩ ዝጓዓዝ። እዚ ሃጓፍ እዚ እንታይ እዩ፧ ዋላ ናብቲ መበቆል ዓዱ እንተተመልሰ'ውን፡ እቲ ኣብ ስምዒት ስደተኛት ሓንሳእ ዝተፈጥረ ሃጓፍ ኣይመልእን። ብዛዕባ'ዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲከን...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!