ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሕዳር 2025) episode artwork

EPISODE · Nov 17, 2025 · 52 MIN

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሕዳር 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ን ሎሚ ሓሙስ 17 ሕዳር 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ብፍቓዱ ንዝለቐቐ ኣቦወንበሩ ንኣቶ ክንፈ ሓዱሽ መሪፁ ተኪኡ። ጉባኤ ዘተን ምድድዳእን ትግራይ ኣብ ሕዳር ን2300 ተሳተፍቲ ብምእካብ መድረኽ ከም ዝሳለጥ ሓቢሩ። ስነ ስርዓት ቐብሪ ስሙይ ስነጥበበኛ በረኸት መንግስትኣብ ተፈጺሙ። ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ንክሲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ነፂጉ። ንዶክተራት ሕሙማት በብክብደት ጸገሞም ካብ ምስራዕ ክሳብ ምትርጓም/ምትንታን ምስልታት ሓንጎልን ቀዳሞት ምልክታት ሕማማት ኣብ ምፍላጥን ምልላይን ሰብሰርሖ ብልሒ (ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ AI) ንክንክን ጥዕና ካብ መሰረቱ ናይ ምቕያር ተኽእሎ ኣለዎ። ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና፣ ስደተኛ ኣብዚ ዓለም ዘድልዮ ንብረትን ኣገልግሎታትን እንተረኸበ'ኳ ወትሩ ኣብ ስምዒቱ ዝፍጠር ዘይምላእ ሃጓፍ ጸይሩ እዩ ዝጓዓዝ። እዚ ሃጓፍ እዚ እንታይ እዩ፧ ዋላ ናብቲ መበቆል ዓዱ እንተተመልሰ'ውን፡ እቲ ኣብ ስምዒት ስደተኛት ሓንሳእ ዝተፈጥረ ሃጓፍ ኣይመልእን። ነዚ ንምብራህ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲከን ትመራማሪ ማሕበራዊ ስነ ፍልጠት ዶ/ር ኣማኑኤል ዓዲምናዮ ዝሃበና መብርሂ። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሃቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ብዛዕባ ናብ ኣውስትራሊያ ዝኣትዉ ብዝሒ ስደተኛታት ምጉዳል ዝምልከት ጉዳይ ኣብ ዉሽጢ ሰልፊ ጥምረት ይድፍኣሉ ኣሎ ። ስደተኛታት ጽዒነን ዝነበራ ክልተ ጃላቡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከባቢ ገማግም ሊብያ ድሕሪ ምግልባጠን፡ ብውሕዱ ኣርባዕተ ሰባት ከም ዝጠሓሉ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ኣፍሊጦም። ክርስትያኖ ሮናልዶ ናብ ካልእ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ክጻወት የማዕዱ።

NOW PLAYING

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሕዳር 2025)

0:00 52:58

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 52 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on November 17, 2025.

What is this episode about?

ን ሎሚ ሓሙስ 17 ሕዳር 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ብፍቓዱ ንዝለቐቐ ኣቦወንበሩ ንኣቶ ክንፈ ሓዱሽ መሪፁ ተኪኡ። ጉባኤ ዘተን ምድድዳእን ትግራይ ኣብ ሕዳር ን2300 ተሳተፍቲ ብምእካብ መድረኽ ከም ዝሳለጥ ሓቢሩ። ስነ ስርዓት ቐብሪ ስሙይ ስነጥበበኛ በረኸት መንግስትኣብ ተፈጺሙ። ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ንክሲ ሚኒስተር...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!