ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ታሕሳስ 2025) episode artwork

EPISODE · Dec 18, 2025 · 54 MIN

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ታሕሳስ 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

** ዜናታት ኣውስትራልያን ዓለምን ** ጸብጻባት ልኡኽና:- ፕረሲደንት ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ንልዝብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣምሪሑ፣ ሚንስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ ብወገኑ ተኣጊዱ ዝጸንሐ ባንክ ሕሳብ ትእምት ክንቀሳቐስ ከም ዝፈቐደ ኣፍሊጡ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ኤርትራ ብዘይፍርዲ ዝተኣሰሩ 10,000 ሰባት ክፍትሑ ጸዊዑ፣ ኢትዮጵያን ህንድን ሓዱሽ ናይ ምትሕብባር ስምምዓት ከቲመን፣ ኢትዮጵያ ኣብ 2026 ተወሳኺ ቅልውላው ከጋጥመን ካብ ዝተገመተለን ናይ ዓለም ሃገራት ኣብ 4ይ ደረጃ ተሰሪዓ: ** መራሕቲ ኣመሪካን ኤውሮጳን ናብ ሰላም ዝወስድ መንገዲ ቅድሚ በዓል ልደት ንምውሓስ ተስፋ ብምግባር ኣብ ዩክሬን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ከብቅዕ ዝዓለሙ ዘካይድዎም ዘለዉ ልዑል ደረጃ ዲፕሎማስያዊ ዝርርባት ናህሪ እናወሰኹ ይኸዱ'ለዉ። ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዝርርባት ኣብ ዝተነድፈ ውጥን ሰላም ርኡይ ምዕባለ ኣርእዮም ይብል። ዩክሬን ነቲ እማመ ብሓጎስ ክትቅበሎ እንከላ፡ መጻኢ ናይ'ቲ ብሩስያ ዝተጎበጠ መሬትን ውሕስነት ጸጥታ ንምክልኻል ዳግማይ ተጻብኦን ዘካተቱ ግን ወሰንቲ ዝኾኑ ዘይተፈትሑ ጉዳያት ተሪፎም ኣለዉ። ነዚ ዝጽብጽብ ትሕዝቶ ** ኣብ ትግራይ ንዝርከቡ ኣረጋውያን፡ ዘኽታማትን ኣካለ ጉዱኣትን ዝሕግዝ ዘሎ ትካል ኣዶ (ADOE) መን`ዩ፧ ብከመይ ተጀሚሩን ኣብ’ዚ እዋን ካብ ኣብ ኣውስትራሊያን መላእ ዓለምን ሓገዝ ብምእካብ ዘካይዶ ንጥፈት እንታይ ከም ዝመስልን ንኣካያዲ`ቲ ትካል መርእድ እያሱ ኣዘራሪብናዮ`ለና። ካልኣይ ክፋሉ ቀሪቡ'ሎ። ** ኣብ መወዳእታ ሓጋይ ሳመር() ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ኣዝዩ ምዉቕ ክኸውን ይኽእል'ዩ፡ ምስ እናወዓየት ትኸይድ ዘላ ፕላኔት ድማ ማዕበላት ሙቐት ዝያዳ ተደጋጊሞም ዘጋጥሙን ዝያዳ ጽዑቓትን ክኾኑ ትጽቢት ይግበር። ንኣውስትራልያ ኣብ ንገልጸሉ ትሕዝቶ ተኽእሎታት ሓደጋ ማዕበላት ሙቐትን ተደጋገምቲ ይኾኑ ብምህላዎም ድማ ከመይ ገይርና ንሰግሮምን ክንመሃር ኢና።

NOW PLAYING

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ታሕሳስ 2025)

0:00 54:20

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 54 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on December 18, 2025.

What is this episode about?

** ዜናታት ኣውስትራልያን ዓለምን ** ጸብጻባት ልኡኽና:- ፕረሲደንት ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ንልዝብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣምሪሑ፣ ሚንስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ ብወገኑ ተኣጊዱ ዝጸንሐ ባንክ ሕሳብ ትእምት ክንቀሳቐስ ከም ዝፈቐደ ኣፍሊጡ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ኤርትራ ብዘይፍርዲ ዝተኣሰሩ 10,000 ሰባት ክፍትሑ ጸዊዑ፣ ኢትዮጵያን ህንድን ሓዱሽ ናይ ምትሕብባር ስምምዓት ከቲመን፣...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!