ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ለካቲት 2025) episode artwork

EPISODE · Feb 20, 2025 · 48 MIN

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ለካቲት 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ንሎሚ ሓሙስ 20 ለካቲት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክለዓል ጸዊዑ። ኲናት ብምጽሕታር ዝተኸሰሰት ኤርትራ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጽዑቕን ምትዂታዂን ኣዊጁ ክትብል ከሲሳ። መበል 50 ዓመት ፅምብል ህወሓት ብዝተኸፋፈለ ኩነታት ተኸቢሩ። ማሕበራትን ፖለቲካዊ ውድባትን ትግራይ ሕገመንግስታዊ ግዝኣታት ትግራይ "ኣብ መንጎኛ ይዕናሕ" ንዝበለ ኦሊሴንጎን ኦባሳንጆ ኮኒኖም። ብሃገራዊ ማሕበረሰባት ካውንስል ኤርትራዊያን (ENCC) ኣብ ኣውስትራሊያ ተመዲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ምስራዙ ዝምልከት ዝርርብ ምስ ሃቱ ገብረመድህን። ዝገበርናዮ ዝርርብ ኣለና። ። ዓቕሚ ዘፍቅዶን ንኹሉ ዝኾንን ንጥፈታት ድሕሪ ትምህርቲ፡ ዝድህስስ ትሕዝቶ ኣብ ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ክቐርብ እዩ። ኣርእስታት ዜና፥ ሕሉፍነት ዘማዕበሉ ቆልዑ ማዕረ ዓበይቲ ኣሸበርቲ ን ኣውስትራሊያ ስግኣት ምዃኑ ናይ ኣውስትራሊያ ሓላፊ ጸጥታ ገሊጹ። ኣብ ማእከል ዕዳጋ ብጽል ኢ ናይ ምስልምና ኣብ ልዕሊ ክልተ ኣንስቲ ዘጥቀዐት እተኸሰሰት ሰበይቲ ፡ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪባ ። ኣብ ተኒስ: ኣውስትራልያዊ ኣሌክስ ደ ሚኖር ኣብ ናይ ኳታር ኦፐን ናብ ርብዒ ፍጻመ ሓሊፉ ።

NOW PLAYING

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ለካቲት 2025)

0:00 48:43

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 48 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on February 20, 2025.

What is this episode about?

ንሎሚ ሓሙስ 20 ለካቲት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክለዓል ጸዊዑ። ኲናት ብምጽሕታር ዝተኸሰሰት ኤርትራ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጽዑቕን ምትዂታዂን ኣዊጁ ክትብል ከሲሳ። መበል 50 ዓመት ፅምብል ህወሓት ብዝተኸፋፈለ ኩነታት ተኸቢሩ። ማሕበራትን ፖለቲካዊ ውድባትን ትግራይ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!