ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2025) episode artwork

EPISODE · Nov 24, 2025 · 51 MIN

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ን ሎሚ ሰኑይ 24 ሕዳር 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ምቅይያራት መሪሕነትን ምርሕራሕ ፖሊሲታትን: ዲሞክራሲና ክሳብ ክንደይ ጥዑይ'ዩ፧ ንዝብል ሕቶ ዝምልስ ትሕዝቶ ምስ ቀረብ ል ኡኽና ዝሰድአዶ ጸብጻብ ከነቕርብ፡ ኣርእስታት ሉኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ፡- ጉባኤ ዘተን ምርድዳእን ትግራይ ምስቶም ብፖለቲካ ናብ ወጥሪ ዘምርሑ ተጋሩ ዘተ ከም ዝጀመረ ገሊጹ። ህወሓት ንመንግስቲ ፌደራል ናብ ትግራይ ዘወስዱ መገድታት ብምዕጻውን ምቁራጽ ኣገልግሎትን ከሲሱ። ናይ ዓፋር ኣርታዕለ እሳተ ጎመራ ካብቲ ንቡሩ ብዝገደደ ተተኲሱ። ኢትዮጵያን ኣዘርባዣንን ኣብ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ሓባራዊ ማዕቀፍ ንምቛም ዘትየን። ኤርትራዊ ብርጋዴር ጀነራል ገብረኪዳን ሃብትኣብ (ወዲ ምነይ) ፡ ዓሪፉ። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሓቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣተኣናገድቲ ዋዕላ ክሊማ ኮፕ30 ፡ እቲ ዋዕላ ኣብ ከሰል፡ ነዳዲን ጋዝን ንዘይምጥቃም ንጹር መደብ ከሓንጸጸ ምውዳኡ ብብዙሓት ሃገራት ዘጉሃየ ፍጻመ ምንባሩ ተፈሊጡ። ** ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ዩ-ስ ብዛዕባ እቲ ብፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ እማመ ሰላም ንምዝርራብ ናብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝኣተውሉ እዋን ፡ ኣብ ዩክረይን ከተማ ዲፕሮ መጥቃዕቲ ሩስያ ቀጺሉ። ** ጋንታ ኣርሰናል ን ስፓርስ 4ብ1 ኣብ ሰሜን ለንደን ደርቢ ብገፊሕ ስዒራታ።

NOW PLAYING

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2025)

0:00 51:10

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 51 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on November 24, 2025.

What is this episode about?

ን ሎሚ ሰኑይ 24 ሕዳር 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ምቅይያራት መሪሕነትን ምርሕራሕ ፖሊሲታትን: ዲሞክራሲና ክሳብ ክንደይ ጥዑይ'ዩ፧ ንዝብል ሕቶ ዝምልስ ትሕዝቶ ምስ ቀረብ ል ኡኽና ዝሰድአዶ ጸብጻብ ከነቕርብ፡ ኣርእስታት ሉኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ፡- ጉባኤ ዘተን ምርድዳእን ትግራይ ምስቶም ብፖለቲካ ናብ ወጥሪ ዘምርሑ ተጋሩ ዘተ ከም ዝጀመረ ገሊጹ። ህወሓት ንመንግስቲ ፌደራል ናብ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!