ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ለካቲት 2025) episode artwork

EPISODE · Feb 24, 2025 · 41 MIN

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ለካቲት 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ን ሎሚ 24 ለካቲት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ሓይልታት ፀጥታ ምስ ነበርቲ ብዝፈጠርዎ ተፃብኦ 17 ሰባት ጉድኣት ከም ዝበጽሐ ዝተነግረሉ ግጭት ንምፍታሕ ዝርርብ ተጀሚሩ። ኣብ ሰሓርቲ ትግራይ ብገለ ኣባላት ሰራዊት ዝተፈጸመ በደል ንኩሉ ሰራዊት ኣይውክልን ክብሉ ነበርቲ ገሊጾም። ብካልእ ሓበሬታ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ንእገዳ ካብኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ውዱቕ ግይሩ። ኣብ ትግራይ 4 ሓደሽቲ ሙሩፃ ዓሌት ዝራእቲ ብሓረስቶት ተግራይ ንኽባዝሑ ቁሩብ ከምዝገበረ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ ከባቢ ጉረታት ብልዕሊ ክልተ ሚልዮን ናቕፋ ዝተዳለወ ፕሮጀክት ዝስተ ማይ ተመሪቑ። ኣብ ኤርትራ ተጀሚሩ ዝተብሃለ "ተወሳኺ መምርሒታት" ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ከም ዝፈጠረ ተገሊጹ። ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ሓዱሽ ንዝተዘርግሐ ሲስተም ኢ-ፓስፖርት ዕላዊ ገይሩ።ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ እቲ ብ ሰልፊ ለበር ተሓሲቡ ዘሎ ናይ 8.5 ቢሊዮን ዶላር ድጎማ ክፍሊት ሕክምና ነቶም ዝያዳ ዘድልዮም ይበጽሖም ድዩ ኣይኮነን ምፍላጥ ኣጸጋሚ ምዃኑ ማሕበር ሕክምና ኣውስትራሊያ [A-M-A] ገሊጹ፤ ። ፕረዚደንት ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ን ሃገሩ ሰላም ዘምጽእ እንተኾይኑ ስልጣኑ ክገድፍ ፍቓደኛ ምዃኑ ገሊጹ ። ሊቀ ጳጳስ ፍራንሲስ ኣብ "ተኣፋፊ" ኩነታት ከምዘለዉ ቫቲካን ትገልጽ።

NOW PLAYING

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ለካቲት 2025)

0:00 41:25

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 41 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on February 24, 2025.

What is this episode about?

ን ሎሚ 24 ለካቲት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ሓይልታት ፀጥታ ምስ ነበርቲ ብዝፈጠርዎ ተፃብኦ 17 ሰባት ጉድኣት ከም ዝበጽሐ ዝተነግረሉ ግጭት ንምፍታሕ ዝርርብ ተጀሚሩ። ኣብ ሰሓርቲ ትግራይ ብገለ ኣባላት ሰራዊት ዝተፈጸመ በደል ንኩሉ ሰራዊት ኣይውክልን ክብሉ ነበርቲ ገሊጾም። ብካልእ ሓበሬታ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ንእገዳ ካብኔ ግዝያዊ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!