ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (30 ታሕሳስ 2024) episode artwork

EPISODE · Dec 30, 2024 · 49 MIN

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (30 ታሕሳስ 2024)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (30 ታሕሳስ 2024) *ሞት ፕረዚደንት ጂሚ ካርተር፣ ቅነ ሓዘን ነቶም ኣብ ደቡብ ኮርያ ዝወደቐት ነፋሪት ዝሞቱ ሰባት ተኣዊጁ፣ ጸብጻብ ልኡኽና፤ * ብዛዕባ ዕደና ወርቂ ሓበሬታ ኣብ ምእካብ ከለዉ ብዕጡቓት ተጨውዮም ዝተብሃሉ ጋዜጠኛታት ቴሌቭዥን ትግራይ ከም ዝተለቐቑ ተገሊጹ፣ * ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 71 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም፣ * ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ጌዲዮን ጢሞትዎስን ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን መሓመድን ናብ ጁቡቲ ኣትዮም፣ * ኣብ ክልል ዓፋር እምባ ኣዋሽ ፈንታሌ ትማሊ ጥራሕ 7 ጊዜ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመን እቲ ዝለዓለ 5.0 ምዃኑን ተገሊጹ፣ * ሓደ ኦስካር ጀንኪንስ ዝተባህለ ኣውስትራልያዊ ወዲ 32 ዓመት መምህር ስነህይወት ብወተሃደራት ሩስያ ኣብ ዩክረይን እናተሓተተ ዝመስል ዘርኢ ቪድዮ ኣብ ማሕበራዊ መድረኻት ድሕሪ ምዝርግሑ ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ቅልጡፍ መርመራታት የካይድ ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ * ኲናት ኣብ ቓዛ ዓለምለኻዊ ኣርእስታት ዜና ኣብ'ዚ ዓመት ዓብሊልዎ። ኣብ ወርሒ ነሓሰ፡ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ መሰላት ቮልከር ተርክ ነዚ ዘሕዝን መዝገብ ታሪኽ ኣብ ዓለም ቆላሕታ ክረክብ ገይሩ፡ ዓሰርተ ኣዋርሕ ድሕሪ ፍጻመታት ጥቅምቲ 7 ቁጽሪ ዝሞቱ ፍልስጤማውያን 40ሽሕ በጺሑ። እዚ ዓመት ብተወሳኺ ኣብ ፖለቲካ ኣሜሪካ ምጥውዋያት ዝመልኦ ኔሩ። ነዚ ዓመት ብመንጽር ዓብለልቲ ዜናታትን ፍጻመታትን ዝግምግም ትሕዝቶ ኣለና። * ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ዓመተ 2024 ኣብ ዝተጠናቐቐሉ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ታሪኽ ስፖርት ስሞም ካብ ዘጸውዑ ኣፍሪቃውያን ብሓበን ነዛ ዓመት ዝዝክርዋ ክኸውን`ዩ ክብል ቢቢሲ ጸብጺቡ፣ * ግጥማት ጽባሕ በዓል ልደት/ቦክሲንግ ደይ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ዝሓለፈ ሰሙን ተኻይዶም ቅልውላው ማንቸስተር ዩናይትድ መመሊሱ ገዲዱ፣ ሊቨርፑል መሪሕነታ ዓቂባ፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ምምዝጋቡ ይቕጽሎ፣ * ሰንበት ከኣ ኣብ ቅልውላው ተሸሚማ ዘላ ሻምፒዮን ማንቸስተር ሲቲ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ንፈለማ ግዜ ተዓዊታ፣ ኣብ`ዚ ዓመት ኣገራሚ ውጽኢታት ተመዝግብ ዘላ ኖቲንግሃም ፎረስት ናብ ካልኣይ ተርታ ደይባ፣ ሊቨርፑል ድማ ዓመተ 2024 ብ8 ነጥቢ ፍልልይ ቀዳመይቲ ኮይና ዛዚማቶ፣

NOW PLAYING

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (30 ታሕሳስ 2024)

0:00 49:32

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 49 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on December 30, 2024.

What is this episode about?

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (30 ታሕሳስ 2024) *ሞት ፕረዚደንት ጂሚ ካርተር፣ ቅነ ሓዘን ነቶም ኣብ ደቡብ ኮርያ ዝወደቐት ነፋሪት ዝሞቱ ሰባት ተኣዊጁ፣ ጸብጻብ ልኡኽና፤ * ብዛዕባ ዕደና ወርቂ ሓበሬታ ኣብ ምእካብ ከለዉ ብዕጡቓት ተጨውዮም ዝተብሃሉ ጋዜጠኛታት ቴሌቭዥን ትግራይ ከም ዝተለቐቑ ተገሊጹ፣ * ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 71 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም፣ * ሚኒስትር...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!