ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 መጋቢት 2026) episode artwork

EPISODE · Mar 16, 2026 · 46 MIN

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 መጋቢት 2026)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ን ሎሚ ሰኑይ 16 መጋቢት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኣታዊታት ሩስያ ካብ ሰደድ ነዳዲ ኲናት ኣሜሪካ-እስራኤል ኣብ ኢራን ካብ ዝጅመር ንድሓር ብዝለዓለ መጠን ወሲኹ ክብሉ ሓደስቲ ኣሃዛት ኣመልኪቶም፡ ሩስያ ነቲ ናታ ኲናት ኣብ ዩክረይን ንምምዋል ክጥቀመሉ'ያ ዝብል ፍርሒ ድማ ኣሕዲሩ'ሎ። ።ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። ብዛዕባ ረመዳን፡ ኣብ ልዕሊ ምስልምና እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ጽል ኢ ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ጽልዋ ኲናት ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ኣመንቲ ምስልምና ዝምልከት ምስ ጋዜጠኛ ብርሃን እስማዒል ዝገበርናዮ ዕላል ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብ እዩ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራ፡ ቀዳማይ ‘ፈስቲቫል ፊልም ኣስመራ’ ከካይድ ምዃኑ ኣፍሊጡ "ተስፋ ለ ሰላም" ብዝብል ተበግሶ ኣብ መንጎ ትግራይ፣ ኣምሓራ ዘተ ንምክያድ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ ሜላት ኪሮስ ኣብ ዴንቨር ኣብ ዝተኻየደ ናይ ዲሞክራታት ቀዳማይ ብርኪ መረፃ ዓወት ኣመዝጊባ። ኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሃቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም። ኣርእስታት ዜና፥ ጸሓፊ ጸዓት ኣመሪካ: ክሪስ ራይት ፡ እቲ ኣንጻር ኢራን ዝግበር ውግእ ኣብ ውሽጢ ሒደት ሰሙናት ከም ዘብቅዕ ገሊጹ ትረዠረር ጂም ቻለምስ ፡ ብዛዕባ’ተን ናብ ኢራን ዝመለሳ ኣባላት ኩዕሶ እግሪ ኢራን ከም ዘሻቐሎ ገሊጹ። ካንታ ኩዕሶ እግሪ ኣንስትዮ ኣውስትራሊያ/ማቲልዳስ ዝሓለፈ ዓርቢ [13/03/26] ንሰሜን ኮርያ ኣብቲ ናይ ርብዒ ፍጻመ እተገብረ ግጥም ድሕሪ ምስዓራ ፡ ጽባሕ ሰሉስ ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ኤስያ ኣንጻር ቻይና ክትገጥም ትዳሎ።

NOW PLAYING

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 መጋቢት 2026)

0:00 46:51

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 46 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on March 16, 2026.

What is this episode about?

ን ሎሚ ሰኑይ 16 መጋቢት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኣታዊታት ሩስያ ካብ ሰደድ ነዳዲ ኲናት ኣሜሪካ-እስራኤል ኣብ ኢራን ካብ ዝጅመር ንድሓር ብዝለዓለ መጠን ወሲኹ ክብሉ ሓደስቲ ኣሃዛት ኣመልኪቶም፡ ሩስያ ነቲ ናታ ኲናት ኣብ ዩክረይን ንምምዋል ክጥቀመሉ'ያ ዝብል ፍርሒ ድማ ኣሕዲሩ'ሎ። ።ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። ብዛዕባ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!