ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሓምል 2025) episode artwork

EPISODE · Jul 3, 2025 · 51 MIN

ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሓምል 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ን ሎሚ 3 ሓምለ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ል ኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ፈላማይ ዕዉት ክፋል ንቕለ-ኩላሊት ከምዘካየደ ኣፍሊጡ። ሚንስተር ዜና ኤርትራ ኤርትራ ወተሃደራዊ ስራሓት ዳግም ትሃንጽን ንጎረባብታ ትህወኽን ኣላ ንዝብል ክሲ ምላሽ ሂቡ። ውድብ መግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ዝነበረ ቤትጽሕፈቱ ከምዝዓጸወ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ "መንነት መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ" ይፍጸም ከምዘሎ ኣብ ዝንገረሉ ዘሎ ወቕቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 5 ሺሕ ሰባት ከም ዝኣሰረ ኣሚኑ። ኣብ ሶማልያ ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ሒዛ ዝነበረት ናይ ኡጋንዳ ሄሊኮፕተር ኣብ ሞቓድሾ ተሓምሺሻ። ኣርእስታት ዜና፥ ** ብዛዕባ ምስ ህጻናት ዝሰርሑ ንምጽራይ ዝግበር እዋናዊ መስርሕ ክለሳ ይግበር ኣሎ ፡ ** ሓማስ ነቲ ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ 'ናይ መወዳእታ "ዝበሎ ዝቐረበ እማመ ምቍራጽ ተዅሲ ቓዛ ይምርምሮ ከም ዘሎ ገለጸ ። ** ኣብ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ክለባት ቸልሲ ናብ ዝቕጽል ግጥማት ርብዒ ፍጻመ ክትሓልፍ’ንከላ ሊዮነል መሲን ጋንትኡ ኢንተር ማያሚን

NOW PLAYING

ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሓምል 2025)

0:00 51:57

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 51 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on July 3, 2025.

What is this episode about?

ን ሎሚ 3 ሓምለ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ል ኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ፈላማይ ዕዉት ክፋል ንቕለ-ኩላሊት ከምዘካየደ ኣፍሊጡ። ሚንስተር ዜና ኤርትራ ኤርትራ ወተሃደራዊ ስራሓት ዳግም ትሃንጽን ንጎረባብታ ትህወኽን ኣላ ንዝብል ክሲ ምላሽ ሂቡ። ውድብ መግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ዝነበረ ቤትጽሕፈቱ ከምዝዓጸወ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ "መንነት...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!