ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ግንቦት 2025) episode artwork

EPISODE · May 15, 2025 · 52 MIN

ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ግንቦት 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ንሎሚ ሓሙስ 15 ግንቦት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣብ ዝተንጠልጠለ ኮይኑ ከምዘሎ፡ ክኢላ ፖሊሲ ኣመሪካ፡ ገሊጾም ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝጓሃሃር ዘሎ ኩነታት” ውን ዘሻቕል ምዃኑ ሓቢሩ። ህወሓት ካብ መዝገብ ፖለቲካዊ ውድባት ኢትዮጵያ ተሰሪዙ ። ገደብ ጉዕዞ ቱሪስት ናብ ትግራይ ብቅልጡፍ ፍታሕ ክግበረሉ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ጸዊዑ። ኣብ ኢትዮጵያ ፕረዚደንት ማሕበር ሰብ ሞያ ጥዕና ሓዊስካ ብዙሓት ሓካይም ተኣሲሮም ። ኣቡነ ሊዮ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ጋዜጠኛታት ካብ ማእሰርቲ ክፍትሑ ጸዊዖም ። 69 ዝዕድመኦም ጳጳስ ሮበርት ፕረቮስ መበል 267 ቅቡእ ዝፋን ቅዱስ ጴጥሮስ ኮይኖም፡ ሊዮ መበል 14 ተባሂሎም ነታ ልዕሊ 1.4 ብልዮን ኣመንቲ ዘልውዉዋ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ክመርሑ ተመሪጾም ኣለዉ። ሓድጊ ሊቀጳጳስ ፍራንሲስ፡ ምምራጽ ሊዮ መበል 14 ካቶሊካዊያን ክመይ ከምዝተቐበልዎ ኣብ ኣውስስትራሊያ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንዝመጹ ካቶሊካውያን ዘገልግሉ ዘለዉ ኣባ ስምኦን ምሕረተኣብ ካብ ብርስቤን ኣብሪሆሙልና ኣለዉ። ብዛዕባ፡ ኣብ ፍቕራዊ ዝምድና ዝመጽእ ምትላል ወይ ስካም ብኸመይ ንድሕን፧ ዝብል ኣርእስቲ ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ክቐርብ እዩ። ኣርእስታት ዜና፥ እስራኤል ኣብ መላእ ጋዛ ፡ እንተላይ ኣብ ጃባልያን ክሃን ዮኒስን ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ኣየር፡ ብውሕዱ 80 ሰባት ከም ዝሞቱ ተፈሊጡ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ፡ ኣብ ኢንዶነዥያ ንሰለስተ መዓልቲ ምብጻሕ ክገብር ናብ ጃካርታ ገይሹ ፣ ዴንማርካዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ማድስ ፐደርሰን ፡ ኣብ ሳልሳይ መድረኽ ጂሮ ኢታልያ ተዓዊቱ ፣

NOW PLAYING

ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ግንቦት 2025)

0:00 52:39

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 52 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on May 15, 2025.

What is this episode about?

ንሎሚ ሓሙስ 15 ግንቦት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣብ ዝተንጠልጠለ ኮይኑ ከምዘሎ፡ ክኢላ ፖሊሲ ኣመሪካ፡ ገሊጾም ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝጓሃሃር ዘሎ ኩነታት” ውን ዘሻቕል ምዃኑ ሓቢሩ። ህወሓት ካብ መዝገብ ፖለቲካዊ ውድባት ኢትዮጵያ ተሰሪዙ ። ገደብ ጉዕዞ ቱሪስት ናብ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!