ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ሰነ 2025) episode artwork

EPISODE · Jun 19, 2025 · 49 MIN

ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ሰነ 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ንሎሚ ሓሙስ 19 ሰነ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ፈ ኣብዚ ቕሩብ እዋን ብ ዓምር ሳልሕ ሓጎስ (Aamer S. Hagos ) ዝተጻሕፈት መጽሓፍ “Echoes of Bravery: Martyr Mohmoud Ibrahim’ Enduring Legacy” ተዘርጊሓ ኣላ። ምስ ደራሲ ብዛዕባ መጽሓፉ ዝገበርናዮ ዕላል። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ሕብረተሰብ ትግራይን ኤርትራን ኣብ ዶባት ክራኸብ ጀሚሩ። ኣብ ትግራይ "ዝተረጋገዐ መንግስቲ ክህልዋ ኣይከኣለን።" ክብል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ገሊጹ። ይኣክል ሓምሻይ ክረምቲ ኣብ ኬንዳ" ዝብል ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ መቐለ ምክያድ ጀሚሩ። ኤርትራ ኩሎም ናይ ሕልና እሱራት ክፈትሕን መሰላት ዜጋታታ ከተኽበርን ተሓቲታ። ኢትዮጵያ ንመርመርቲ ካብ ቅትለት ወጻኢ ብዝኾነ ገበናዊ ተግባር ዘየኽስስ ኣዋጅ ኣጽዲቓ። ኣሰራርሓ መድሕን (ኢንሹራንስ) ገዛን ትሕዝቶን ኣብ ኣውስትራሊያ ዝድህስስ ትሕዝቶ ኣብ ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ክቐርብ እዩ። ኣርእስታት ዜና፥ ዶናልድ ትራምፕ ፡ኣመሪካ ንኑክሌሳዊ ቦታታት ኢራን ኣብ ምውቃዕ ብቐጥታ ክትሳተፍ መደብ እንተ’ልዩ ፡ ርእይቶኡ እንተዘይሃበ’ኳ ብንጥፈት ይሓስበሉ ከም ዘሎ ሓቢሩ ። ባይቶ U-K ፡ ኣብ ዓዲ እንግሊዝን ዌልስን ምንጻል ጥንሲ ሕጋዊ ክኸውን ገይሩ። ጋንታ ኲንስላንድ ኣብ ጸወታ ስቴት ኦፍ ኦርጅን 26 ን 24 ብዝኾነ ዓወት ስዒራ።

NOW PLAYING

ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ሰነ 2025)

0:00 49:45

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 49 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on June 19, 2025.

What is this episode about?

ንሎሚ ሓሙስ 19 ሰነ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ፈ ኣብዚ ቕሩብ እዋን ብ ዓምር ሳልሕ ሓጎስ (Aamer S. Hagos ) ዝተጻሕፈት መጽሓፍ “Echoes of Bravery: Martyr Mohmoud Ibrahim’ Enduring Legacy” ተዘርጊሓ ኣላ። ምስ ደራሲ ብዛዕባ መጽሓፉ ዝገበርናዮ ዕላል። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!