ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ሚያዝያ 2025) episode artwork

EPISODE · Apr 21, 2025 · 49 MIN

ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ሚያዝያ 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ን ሎሚ 21 ሚያዝያ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ በዚ ኣጋጣሚ ንኹላትኩም ትንሳኤ የሱስ ክርስቶስ ተኽብሩ እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈትሓልኩምን ርሑስ በዓል ክኾነልኩም እናተመነኹ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከ ሎሚ ብ ኣመንቲ ክርስትና በዓል ትንሳኤ ይኽበር ኣሎ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ንኣመጻጽኣን ኣከባብራን እቲ በዓል ፓስቶር ብርሃነ መርሶ ካብ ወንጌላዊት ቤተ ክርስትያን ስላሴ ብርስቤን መብርሂ ሂቦሙና ኣለዉ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፥ ሓዱሽ ፕረዚደንት ትግራይ ነበር ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ናብ ትግራይ ክምለስ ጸዊዑ። ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ መርሃ ግብሪ ዳግማይ እግሪ ምትካል ነበር ተጋደልቲ መሊሱ ጀሚሩ። ብርጌድ ንሓመዱ ብዝብል ዝፍለጥ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣብ ኢትዮጵያ ወተሃደራዊ ማእኸል ከም ዝኸፍት ኣፍሊጡ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሃቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ብሚልዮናት ዝቝጸሩ ኣውስትራልያዊያን ኣድመጽቲ ኣቐዲምካ ድምጺ ምሃብ ካብ 22 ሚያዝያ ኣብ ዝጅምርሉ : መራሕቲ ቅድሚ እቲ ድምጺ ምሃብ ምጅማሩ ፖለቲካዊ መብጽዓታቶም ይቕጽሉ ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ፍራንሲስ ኣብ ናይ በዓል ትንሳኤ መልእኽቶም ፡ ኣብ ጋዛን ዩክረይንን ካልእ ክፍለ ዓለምን ሰላም ክሰፍን ተማሕጺኖም። ኣብ ተኒስ ፡ ዴንማርካዊ ሆልገር ሮይ-ኒ ኣብ ዓለም ካልኣይ ተርታ ዝስራዕ ካርሎስ ኣልካርታዝ ስዒሩ ፡ ናይ ፈለማ ሻምፕዮን ዓወቱ ጨቢጡ ።

NOW PLAYING

ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ሚያዝያ 2025)

0:00 49:55

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 49 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on April 21, 2025.

What is this episode about?

ን ሎሚ 21 ሚያዝያ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ በዚ ኣጋጣሚ ንኹላትኩም ትንሳኤ የሱስ ክርስቶስ ተኽብሩ እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈትሓልኩምን ርሑስ በዓል ክኾነልኩም እናተመነኹ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከ ሎሚ ብ ኣመንቲ ክርስትና በዓል ትንሳኤ ይኽበር ኣሎ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ንኣመጻጽኣን ኣከባብራን እቲ በዓል ፓስቶር ብርሃነ መርሶ ካብ ወንጌላዊት ቤተ ክርስትያን ስላሴ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!