EPISODE · Jun 23, 2025 · 51 MIN
ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሰነ 2025)
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ን ሎሚ 23 ሰነ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኣብዚ ቕሩብ እዋን ብ ዓምር ሳልሕ ሓጎስ (Aamer S. Hagos ) ዝተጻሕፈት መጽሓፍ “Echoes of Bravery: Martyr Mohmoud Ibrahim’ Enduring Legacy” ተዘርጊሓ ኣላ። ምስ ደራሲ ብዛዕባ መጽሓፉ ዝገበርናዮ ዕላል። እዚ ዓመት ኤስቢኤስ መበል 50 ዓመቱ ዘኽብረሉ’ዩ፡ ነዚ ንምብዓል ዛንታታት ስግረባህላዊ ዓወታትን ሕቡናት ሕብረባህላዊ ማሕበረሰባትን ነካፍል ኣለና። SBS ኣብ 1975 ከም ክልተ መደበራት ሬድዮ ማሕበረሰብ - 2EA ኣብ ሲድኒን 3EA ኣብ መልበርንን - ክጅመር'ንከሎ፡ ገለ ካብ'ቶም ነዊሕ ዝሰረቱ ማሕበረሰባት መጻእቲ ኣብ ኣውስትራልያ ዝኾኑ ቋንቋታት ግሪኽን ኢጣልያን'ዮም እቶም ቀዳሞት ንፈነወ ዝቐረቡ።ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ** ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ኢራን ሰላም ክትገብር ጸዊዑ ፡ እዚ ምስዘይፍጸም ተወሳኺ መጥቃዕቲ ክወርዳ እዩ ኢሉ ። ** ወሃብ ቃል ምክልኻል ግሪንስ ኣውስትራሊያ ዴቪድ ሾብሪጅ ፡ እቲ ብ ኣመርካ ኣብ ልዕሊ ኢራናውያን ኑክሌሳዊ ቦታታት ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕቲ ፡ ሓደገኛን ዘይሕጋውን ኣሰካፊ ምዃኑ ገሊጹ ኣሎ ። ** ኣውስትራልያዊት ተጻዋቲት ኲዕሶ እግሪ ሜሪ ፎውለር ኣብ ማሕበር ፕሮፌሽናል ተጻወትቲ ኩዕሶ እግሪ ንዝወሃብ ሽልማት ክልተ ምድባት ተሓጽያ ኣላ ፥
What this episode covers

NOW PLAYING
ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሰነ 2025)
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.
Similar Podcasts
No similar podcasts found.