ጥዕና ስድራቤት ኣዴታትና ብዝኽሽነኦ መግቢ'ዩ ብዝለዓለ መጠን ዝውሰን episode artwork

EPISODE · Oct 5, 2025 · 6 MIN

ጥዕና ስድራቤት ኣዴታትና ብዝኽሽነኦ መግቢ'ዩ ብዝለዓለ መጠን ዝውሰን

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ሰባት ብዝተፈላለየ ምኽንያት ዝመጽወን ሃገራት ብዓይነት ሰብን ክኢላዊ ሞያን ጥራይ ዘይኮና ዝህብትማ በቲ ሒዞሞ ዝመጹ ባህሊ፣ ሃይማኖት፣ ልምዲ፣ ኣመጋግባ፣ ኣለባብሳ፣ ሙዚቃን ስነጥበብን’ውን ይህብትማ’የን። ምናልባት ነዚ ከም ኣወንታ ድየን ዝምልከተኦ ወይስ ከም ኣሉታ ምስ ዝተፈላለየ ፖለቲካዊ ሃዋህው፣ ትብዓት መራሕቲ፣ ህዝባዊ ደገፍን በብግዚኡ ዝቀያየር ርእይቶ ህዝብን ክፈላለ ይኽእል። ኣውስትራልያ ሓንቲ ካብ ከም’ዚኤን ዓይነታት ሃገራት ኮይና በብግዚኡ ብብዝሒ ወይ ብእኩብ ወይ ድማ በብውሑድ ብቐጻሊ ብዝመጹ ማዕበላት ህዝቢ ዝኸሰበትን ዝተቐየረትን ሃገር’ያ። እዚ ድማ ኣብ ልዕሊ’ቲ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ክነብሩዋ ዝጸንሑ ደቀባት ማሕበረሰባትን ሃብታም ባህሎምን ታሪኾምን ማለት’ዩ። ኣብ’ዚ ትሕዝቶ እምበኣር ገለ ተሞክሮታት ካብ ከባቢና ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ ሰባት ብመንጽር መግብን ኣመጋግባን ክንምልከት ኢና።

NOW PLAYING

ጥዕና ስድራቤት ኣዴታትና ብዝኽሽነኦ መግቢ'ዩ ብዝለዓለ መጠን ዝውሰን

0:00 6:35

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 6 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on October 5, 2025.

What is this episode about?

ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ሰባት ብዝተፈላለየ ምኽንያት ዝመጽወን ሃገራት ብዓይነት ሰብን ክኢላዊ ሞያን ጥራይ ዘይኮና ዝህብትማ በቲ ሒዞሞ ዝመጹ ባህሊ፣ ሃይማኖት፣ ልምዲ፣ ኣመጋግባ፣ ኣለባብሳ፣ ሙዚቃን ስነጥበብን’ውን ይህብትማ’የን። ምናልባት ነዚ ከም ኣወንታ ድየን ዝምልከተኦ ወይስ ከም ኣሉታ ምስ ዝተፈላለየ ፖለቲካዊ ሃዋህው፣ ትብዓት መራሕቲ፣ ህዝባዊ ደገፍን በብግዚኡ ዝቀያየር ርእይቶ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!