Tigrinya: Uluru Statement from the Heart episode artwork

EPISODE · Nov 4, 2020 · 4 MIN

Tigrinya: Uluru Statement from the Heart

from The Uluru Statement from the Heart in Your Language

ግንቦት 2017 ልኡኻት ህዝብታት ኣቦሪጂንን ደሴታት መጻብቦ ቶረስን (Aboriginal and Torres Strait Islander) ንሃገራዊ ቅዋማዊ ዋዕላ ቀዳሞት ህዝብታት (First Nations National Constitutional Convention) ኣብ ጥቓ ኡሉሩ ብሓባር ተኣኪቦም መግለጺ ኡሉሩ ካብ ልቢ (Uluru Statement from the Heart) ኣጽዲቖም። እቲ መግለጺ ትካላዊ ጽገና/ተሃድሶ/ምምሕያሽ/ለውጢ ኣብ ሰለስተ ግንባራት፡ ድምጺ፡ ውዕልን ሓቅን ብምእማም፡ ኣብ ቅዋም ኣውስትራልያ ቀዳሞት ህዝብታት ኣፍልጦ ክረኽቡ መርሓ ግብሪ የቕርብ። እዚ ብ13 ዞባዊ ዘተታት ቀዳሞት ህዝብታት ዝተወጠነን ዝተመርሐን ብ250 ልኡኻት ህዝብታት ኣቦሪጂናልን ደሴታት መጻብቦ ቶረስን ተቐባልነት ረኺቡ ዝጸደቐ ሓደ ናይ ክልተ ዓመት ውሳነ ዝህብ ዘተ ተኸቲሉ ዝመጸ’ዩ። ኣብ ሓቂ፡ ፍትሒን ርእሰ-ውሳነን መሰረት ገይሩ ናብ ዕርቂ ገጹ ንቕድሚት ዘምርሕ፡ ሉኣላውንት ከይገደፈ፡ ዝምድና ኣብ መንጎ ቀዳሞት ህዝብታት ኣውስትራልያን መንግስቲ ኣውስትራልያን ሓደ ዝምድና ክምስርት ይዕልም። ሙዚቃ ብፍራንክ ያማ።

NOW PLAYING

Tigrinya: Uluru Statement from the Heart

0:00 4:50

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of The Uluru Statement from the Heart in Your Language?

This episode is 4 minutes long.

When was this The Uluru Statement from the Heart in Your Language episode published?

This episode was published on November 4, 2020.

What is this episode about?

ግንቦት 2017 ልኡኻት ህዝብታት ኣቦሪጂንን ደሴታት መጻብቦ ቶረስን (Aboriginal and Torres Strait Islander) ንሃገራዊ ቅዋማዊ ዋዕላ ቀዳሞት ህዝብታት (First Nations National Constitutional Convention) ኣብ ጥቓ ኡሉሩ ብሓባር ተኣኪቦም መግለጺ ኡሉሩ ካብ ልቢ (Uluru Statement from the Heart) ኣጽዲቖም። እቲ መግለጺ ትካላዊ...

Can I download this The Uluru Statement from the Heart in Your Language episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!