ዋንጫ ዓለም 2026: ትንታነን ትዕዝብትን ግጥማትን ጉዕዞ ሃገራት ኣፍሪቃን ብነጋ ወልደጊዮርጊስ episode artwork

EPISODE · Jun 20, 2026 · 22 MIN

ዋንጫ ዓለም 2026: ትንታነን ትዕዝብትን ግጥማትን ጉዕዞ ሃገራት ኣፍሪቃን ብነጋ ወልደጊዮርጊስ

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ’ዚ እዋን ቀዳማይ ዙርያ ምድባዊ ግጥማት ዋንጫ ዓለም 2026 ተዛዚሞምስ ካልኣይ ዙርያ ግጥማት’ውን ተጀሚሮም ኣለዉ። እዚ ዋንጫ ዓለም ምስ ኩሉ ሕልኽላኻቱን ፖለቲካዊ ጽልዋታቱን ከመይ ይኸይድ ኣሎ፧ ጉዕዞ’ተን ንኣፍሪቃ ወኪለን ዝረጋረጋ ዘለዋ ሃገራትን ጋንታታትን ከመይ ኣሎ፧ ንሎሚ ምስ ጋዜጠኛን ተንታኒን ስፖርትን ኣዳላዊ መደባት ስፖርት ኣብ ዩትዩብ ቻነል 'ነጋ ስፖርትስ' ዝኾነን ነጋ ወልደጊዮርጊስ ገምጋም ምጥንቓቕ ቀዳማይ ዙሩያ ምድባዊ ግጥማት ክንገብር ደጊምና ተራኺብና ኣለና። ሰናይ ምክትታል!

NOW PLAYING

ዋንጫ ዓለም 2026: ትንታነን ትዕዝብትን ግጥማትን ጉዕዞ ሃገራት ኣፍሪቃን ብነጋ ወልደጊዮርጊስ

0:00 22:19

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 22 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on June 20, 2026.

What is this episode about?

ኣብ’ዚ እዋን ቀዳማይ ዙርያ ምድባዊ ግጥማት ዋንጫ ዓለም 2026 ተዛዚሞምስ ካልኣይ ዙርያ ግጥማት’ውን ተጀሚሮም ኣለዉ። እዚ ዋንጫ ዓለም ምስ ኩሉ ሕልኽላኻቱን ፖለቲካዊ ጽልዋታቱን ከመይ ይኸይድ ኣሎ፧ ጉዕዞ’ተን ንኣፍሪቃ ወኪለን ዝረጋረጋ ዘለዋ ሃገራትን ጋንታታትን ከመይ ኣሎ፧ ንሎሚ ምስ ጋዜጠኛን ተንታኒን ስፖርትን ኣዳላዊ መደባት ስፖርት ኣብ ዩትዩብ ቻነል 'ነጋ ስፖርትስ' ዝኾነን ነጋ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!