ወጻኢታት ብሕማም ካንሰር ዝሳቐዩ ሰባት፡ episode artwork

EPISODE · Feb 12, 2026 · 6 MIN

ወጻኢታት ብሕማም ካንሰር ዝሳቐዩ ሰባት፡

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዳርጋ 99 ካብ ሚእቲ ዝዀኑ ብካንሰር ዝሓሙ ኣውስትራሊያውያን ፡ ኣብ ህዝባዊ ክንክን ከይተረፈ ፡ ወጻኢታቶም ካብ ጁባኦም ከም ዝዀነ ተፈሊጡ ። እዚ ኣዝዩ ዘሰንብድ ብ ካንሰር ካውንስል ኣውስትራልያ ዝወጸ ሓድሽ ሃገራዊ መጽናዕቲ ኮይኑ ፡ እዚ ካብቲ ቀጥታዊ ናይ ሕክምና ወጻኢታትን ብተዘዋዋሪ ኣብ ኩሉ ናይ ሕማም መንሽሮ ዝግበር ጉዕዞ ወጻኢታትን እዩ ዝመጽእ ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ከም ዘመልክቶ ፡ ብፍላይ ንቐዳሞት ህዝብታት እዚ ዘይጽወር ከምዝኾነን፡ ብፍላይ ከኣ ደቀባት ኣውስትራሊያውያን ብሕማም መንሽሮ ደም ናይ ምልካፍ ተኽእሎኦም ኣዝዩ ዓቢ ምዃኑ መጠን ሞቶም ዓቢ ዝገብር እዩ ።.

NOW PLAYING

ወጻኢታት ብሕማም ካንሰር ዝሳቐዩ ሰባት፡

0:00 6:46

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 6 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on February 12, 2026.

What is this episode about?

ዳርጋ 99 ካብ ሚእቲ ዝዀኑ ብካንሰር ዝሓሙ ኣውስትራሊያውያን ፡ ኣብ ህዝባዊ ክንክን ከይተረፈ ፡ ወጻኢታቶም ካብ ጁባኦም ከም ዝዀነ ተፈሊጡ ። እዚ ኣዝዩ ዘሰንብድ ብ ካንሰር ካውንስል ኣውስትራልያ ዝወጸ ሓድሽ ሃገራዊ መጽናዕቲ ኮይኑ ፡ እዚ ካብቲ ቀጥታዊ ናይ ሕክምና ወጻኢታትን ብተዘዋዋሪ ኣብ ኩሉ ናይ ሕማም መንሽሮ ዝግበር ጉዕዞ ወጻኢታትን እዩ ዝመጽእ ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ከም ዘመልክቶ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!