ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ጥሪ 2025) episode artwork

EPISODE · Jan 14, 2025 · 5 MIN

ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ጥሪ 2025)

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ንሎሚ 14 ጥሪ 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት: ዝሰናበት ዘሎ ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ መንጎ እስራኤልን ሓማስን ተዂሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ክብጻሕ ከም ዝከኣል ብሩህ ተስፋ ከም ዘለዎ ገሊጹ ። ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ኣብ ሓደ እተሓድገ መዐደኒ ወርቂ ን ኣዋርሕ ኣብ ጉድጓድ ተደብዮም ዝጸንሑ ፡ ብውሕዱ 100 ዘይሕጋውያን ዓደንቲ ሞይቶም ተረኺቦም ። ኒክ ኪርጊዮስ ኣብ ዉድድራት ቴኒስ ኣውስትራልያ ኦፐን ተሳቲፉ ብ ስኮትላንዳዊ ጃኮብ ፈርንለይ ተሳዒሩ ካብ ግራንድ ስላም ተገሊፉ።

NOW PLAYING

ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ጥሪ 2025)

0:00 5:56

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 5 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on January 14, 2025.

What is this episode about?

ንሎሚ 14 ጥሪ 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት: ዝሰናበት ዘሎ ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ መንጎ እስራኤልን ሓማስን ተዂሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ክብጻሕ ከም ዝከኣል ብሩህ ተስፋ ከም ዘለዎ ገሊጹ ። ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ኣብ ሓደ እተሓድገ መዐደኒ ወርቂ ን ኣዋርሕ ኣብ ጉድጓድ ተደብዮም ዝጸንሑ ፡ ብውሕዱ 100 ዘይሕጋውያን ዓደንቲ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!