PODCAST · religion
Amos
by Seare
ኣብዚ ፓድ ካስት እዚ፣ኣብዚ ባዕልና ዝሰራሕናዮም፣ወይ ከኣ ይጠቅም ኢዩ፣ይሃንጽ ኢዩ ዝበልናዮ ዝተፈላለየ መንፈሳዊ ትሕዝቶ ዘለዎም ኣውድዮታት በብግዜኡ ናብ ሰማዕቲ ንፍኑ.ነብይ ኣሞጽ ኣብ ኣሞጽ8,11 እግዚኣብሄር ጥሜት ናብ ምድሪ ዝሰደለን መዓልታት ከም ዝመጻ፡እቲ ጥሜት ግና ናይ መግቢ ወይ ናይ መስተ ዘይኮነስ፣ጥሜት ናይ ምስማዕ ቃል ኣምላኽ ምዃኑ ይዛረብ.ኣብዚ ክነስተውዕሎ ዝግብኣና እምበኣር ቃል ኣምላኽ ኣይኮነን ውሒዱ ሰብ ዝጠሚ ዘሎ፡እቲ ነቲ ጥዑይ ቃል ዝሰምዕ ሸውሃት ግና ይጠፍ እ፣እቲ ሸውሃት እቲ ምስ ጠፍአ ኸኣ ጥሜትና ንምርዋይ ናብ ጃንክ መግቢ ንኸይድ.ኣብዚ ፖድካስት እዚ እምበኣር ብዝተኻእለ መጠን ጥዑይ መንፈሳዊ መኣዛታት ዘለዎም፣ግዝያዊ ዕግበት ዘይኮነስ ንክርስቶስ ክንመስል ዝሕግዙና ትሕዝቶታት ይቐርቡ. በብ እዋኑ እንለቆም ትሕዝቶታት መታን ብዘይምቁራጽ ክበጽሕኩም፡ብምሕረት ኣምላኽ ሳብስክራይብ ክትገብሩ ክቡር ዕድሜና ኢዪ-ጎይታ ይባርኽኹም
-
1
David: an honest man
Teaching by :Brother Zacpoonen.
No matches for "" in this podcast's transcripts.
No topics indexed yet for this podcast.
Loading reviews...
ABOUT THIS SHOW
ኣብዚ ፓድ ካስት እዚ፣ኣብዚ ባዕልና ዝሰራሕናዮም፣ወይ ከኣ ይጠቅም ኢዩ፣ይሃንጽ ኢዩ ዝበልናዮ ዝተፈላለየ መንፈሳዊ ትሕዝቶ ዘለዎም ኣውድዮታት በብግዜኡ ናብ ሰማዕቲ ንፍኑ.ነብይ ኣሞጽ ኣብ ኣሞጽ8,11 እግዚኣብሄር ጥሜት ናብ ምድሪ ዝሰደለን መዓልታት ከም ዝመጻ፡እቲ ጥሜት ግና ናይ መግቢ ወይ ናይ መስተ ዘይኮነስ፣ጥሜት ናይ ምስማዕ ቃል ኣምላኽ ምዃኑ ይዛረብ.ኣብዚ ክነስተውዕሎ ዝግብኣና እምበኣር ቃል ኣምላኽ ኣይኮነን ውሒዱ ሰብ ዝጠሚ ዘሎ፡እቲ ነቲ ጥዑይ ቃል ዝሰምዕ ሸውሃት ግና ይጠፍ እ፣እቲ ሸውሃት እቲ ምስ ጠፍአ ኸኣ ጥሜትና ንምርዋይ ናብ ጃንክ መግቢ ንኸይድ.ኣብዚ ፖድካስት እዚ እምበኣር ብዝተኻእለ መጠን ጥዑይ መንፈሳዊ መኣዛታት ዘለዎም፣ግዝያዊ ዕግበት ዘይኮነስ ንክርስቶስ ክንመስል ዝሕግዙና ትሕዝቶታት ይቐርቡ. በብ እዋኑ እንለቆም ትሕዝቶታት መታን ብዘይምቁራጽ ክበጽሕኩም፡ብምሕረት ኣምላኽ ሳብስክራይብ ክትገብሩ ክቡር ዕድሜና ኢዪ-ጎይታ ይባርኽኹም
HOSTED BY
Seare
CATEGORIES
Loading similar podcasts...