EPISODE · Mar 10, 2026 · 6 MIN
ኣባላት ጋንታ ኲዕሶ እግሪ አቂኣንስትዮ ኢራን ኣብ ኣውስትራሊያ ክንብራ ናይ ሰብኣዊ ቪዛ ዑቕባ ተዋሂብውን (ሓጸርቲ ዜናታት 10 መጋቢት 2026)
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ግጭት ማእከላይ ምብራቕ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ይኣቱ ኣሎ ። ኣብዚ ንኻልኣይ ሰሙን ሒዙ ውግእ ማእከላይ ምብራቕ ይቕጽል፡ ድሮ ሰብኣውን ቁጠባውን ዓለም ኣናዊጹሉ ኣብዘሎ ዛጊት ዝር አ ምዕባለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜናና ነተኩረሎም ጉዳያት፡ ***ኣባላት ጋንታ ኲዕሶ እግሪ አቂኣንስትዮ ኢራን ኣብ ኣውስትራሊያ ክንብራ ናይ ሰብኣዊ ቪዛ ዑቕባ ተዋሂብውን... *** ናብ ቱርኪየ ንካልኣይ ግዜ ዝተተኮሰ ሚሳይል ብኔቶ ተሃሪሙ ድሕሪ ምውዳቑ ቱርኪየ ኣብ ልዕሊ ኢራን ስጉምቲ ክትወስድ ምዃና ኣጠንቂቓ... *** ኢራን ንወዲ ኣያቶላህ ዓሊ ኻመኒ ላዕለዋይ መራሒ ክኸውን መሪጻቶ ...
Embed this episode
Ready to play
ኣባላት ጋንታ ኲዕሶ እግሪ አቂኣንስትዮ ኢራን ኣብ ኣውስትራሊያ ክንብራ ናይ ሰብኣዊ ቪዛ ዑቕባ ተዋሂብውን (ሓጸርቲ ዜናታት 10 መጋቢት 2026)
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.