EPISODE · Jun 24, 2026 · 10 MIN
"ኣብ ሲቪላዊ ትካላት ዝተዋፈሩ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ሓድሽን ኣዝዩ ዝለዓለን ደሞዝ ተገይሩሎም።" ሚ/ር ዜና ኤርትራ (ጸብጻብ)
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
*ኪዳን ምትሕብባር ንሓድነት ኢትዮጵያ ብምርጫ ዝተዓወቶም መንበራት ከምዘይርከብ ኣፍሊጡ፤ ኣባላቱ እውን ፓርላማ ከይጽንበሩ ኣጠንቂቑ። *ሂውማን ራይትስ ዎች፡ ሰብ-መዚ ትግራይ ሓድሽ ዘውጽእዎ ሕጊ ግዱድ ወታደራዊ ኣገልግሎት ክስርዙ ሓቲቱ። *ዜጋታት ኢትዮጵያ፡ ኤርትራ፡ ሱዳንን ሶማልያን ናብ ዞባ ምብራቕ ሊብያ ከይኣትዉ ተኣጊዶም። *ኣብ ስዑዲ ዓረብ ክሳብ ሾሞንተ ዓመት ዝበጽሕ ናይ ማእሰርቲ መቕጻዕቲ ተፈሪድዎም ዝነበሩ 343 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። *ጅቡቲን ናይ ኤምሬትስ ኩባንያ ነዳድን ንዕዳጋ ኢትዮጵያ ዝውዕል ምስፍሕፋሕ መሰረተ-ልምዓት ነዳድ ኣመልኪቶም ተመያይጦም ። *ሰራዊት ሱዳን ኣብ ዞባ ብሉ ናይል ብዝኸፈቶ ሓድሽ መጥቃዕቲ ኣብ ጥቓ ዶብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ዕርዲ ተቓወምቲ ከም እተቖጻጸረ ኣፍሊጡ*
Embed this episode
Ready to play
"ኣብ ሲቪላዊ ትካላት ዝተዋፈሩ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ሓድሽን ኣዝዩ ዝለዓለን ደሞዝ ተገይሩሎም።" ሚ/ር ዜና ኤርትራ (ጸብጻብ)
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.